መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዝተዉሃበ መግለፂ ኣይቅበሎን ኢሉ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  21/06/2012) መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ንዘለዋ ዘተ ስለዘይወደአት ኣብ ኣመሪካ ኣብ ዝተሳለጥ ሱሉሳዊ ዘተ ከምዘይትሳተፍ ኣቐዲማ ኣፍሊጣ እኳ እንተነበረት ኣብ ዘይተሳተፈትሉ…

ኣብ ኣዳራሽ ሚልንየም ኣዲስ ኣበባ መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓት 11 ለካቲት ብልዑል ድምቀትን ፍናንን ተኸቢሩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  21/06/2012) ኣብቲ ዱሙቕ ፅምብል ምክትል ኣዶ መንበር ህወሓት ወ/ሮ ፈትለወርቅ ገ/ሄር  ድማ ንዚ ዝስዕብ ረዚን መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን፡፡  “ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብር ትግራዋይ ብፍላይ እቲ…

11 ለካቲት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሚልኒየም ኣዳራሽ ብልዑል ፅምብልን ድምቀትን ክኽበር እዩ!

(ኤፍኤምመቐለ  19/06/2012)  11 ለካቲት  ቀዳም 21 ለካቲት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ  ሚልኒየም ኣዳራሽ ብልዑል ህዝባዊ ፅምብልን ድምቀትን ከምዝኽበርን ንዚ ክዉን ንምግባር ኣተሓባባሪት ኮሚቴ ከምዝተጣየሰትን ተገሊፁ፡፡…

ሎሚ ዓመት ልዕሊ 1.3 ሚልዮን ህዝቢ ኣብ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ይሳተፍ ኣሎ።

(ኤፍኤምመቐለ  19/06/2012)መተሓባባሪ ጉጅለ ትግበራ ልምዓት መፋስስ እቲ ቢሮ ኣይተ ይትባረክ ገብረመድህን ከምዝበልዎ ካብቲ ልዕሊ ሓደ ነጥቢ ሰለስተ ሚልዮን ጉልበት ህዝቢ ልዕሊ ሰለስተ ቢልዮን ብር ክድሕን…

“ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ተቖፃፂሩ ዘሎ ሓይሊ ዕድመ ስልጣኑ ክሓፅር ኣለዎ” ኣምባሳደር ወንድሙ ኣሳምነው።

ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ተቖፃፂሩ ዘሎ ሓይሊ ጉጉይ ፖሊሲ ጉዳይ ወፃኢ ስለዘሰጉም ረባሓ እዛ ሃገር ከረጋግፅ ከምዘይኽእል ኣምባሳደር ወንድሙ ኣሳምነው ተዛሪቦም። ንዝሓለፉ 24 ዓመታት ኣብ ኬንያን…

ኣመራርሓ ማልት ጨንፈር ጀርመን ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዑደት ኣካይዶም።

(ኤፍኤምመቐለ  18/06/2012)ኣመራርሓ ማሕበር ልምዓት ትግራይ(ማልት) ጨንፈር ጀርመን፣ ተምሃሮ ካልኣይ ብርኪ ኢትዮ-ዊተን፣ ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ሆልዝካምፕ፣ ቤት ፅሕፈት ማልት፣ ማልት ጨንፈር ጀርመንን ህዝብን ምምሕዳርን ወረዳ…

ካብ ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ዝተውሃበ ውድባዊ መግለፂ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  17/06/2012)ዝኸበርካ መዳርግቲ ዘይርከቦ መንነትን ፅንዓትን ሰኒቅኻ ንዓወት ህዝባዊ ዕላማ ከም ብረት ፀኒዕኻ ንቕድሚት እትምርሽ ዘለኻ ተቓላሳይ ህዝቢ ትግራይ፣ ፅምብል በዓል መበል 45 ዓመት ምጅማር…

መጓዓዝያ ኣገልግሎት ባቡር ከተማ ኣዲስ ኣበባ – ምሸት ምሸት ብሰንኪ ዓሲሉ ዘሎ ስርቂ ኣገልግሎት ምሃብ ተፀጊመ ክብል ገሊፁ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  17/06/2012)ኣብዚ ሐዚ እዋን የማናይ ኢድ ጉጅለ ለዉጢ’የ ብሃላይ ኮይኑ ዝነጥፍ ዘሎ ፋና ንላዕለዎት ሓለፍቲ መጓዓዝያ ባቡር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምጥቃስ ከምዝሓበሮ ምሸት ምሸት ብሰንኪ…

ዶ/ር ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ ሞንጎ ሶማልን ሶማሊ ላንድን ንምሽምጋል ዘቕረብዎ ሕቶ ሰበ ስልጣን ሶማሊላንድ ነፂጎሞ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  17/06/2012)ንጋዜጣ ዘ ኢስት ኣፍሪካን ብምጥቓስ ቢቢሲ ከምዝፀብፀቦ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ሞንጎ ሶማልን ሶማሊላንድን ንዘሎ ሓርፋፍ ርክብ ንምምሕያሽ ንምሽምጋልን ንምዝርራብን ንመራሒ ሶማል ፕረዚዳንት መሓመድ…

ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ንነዊሕ እዋናት ኣማኻሪ ስነቑጠባ ቀዳማይ ሚኒስትር መለስ ዜናዊ ኮይኖም ካብ ሞንጎ እቶም ዑዙዝ ኣበርክቶ ዝገበሩ ሙሁር ስነቑጠባ ሓደ’ዮም ነይሮም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  16/06/2012)ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ካብ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ብስነ ቑጠባ ቀዳማይ ዲግሪ ካብ ኦክስፎርድ ዩኒቨርሲቲ ኽኣ ካልኣይ ዲግሪኦም ዝረኸቡ ከምዝነበሩን ካብ ካብ መፈለምታ ሰብዓታት ዓ.ም.…