ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሰኣን ንፁርን ሓቀኛን ሓበሬታ ምሃብ ኣብ ዓማዊሉ እምንቶ ይስእን ኣሎ ተባሂሉ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  22/05/2012) ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሰኣን ንፁርን ሓቀኛን ሓበሬታ ንህዝቢ ምሃብ ዓማዊሉ ኣብ ልዕሊ እቲ ባንኪ ብዝንዛሕ ዘሎ ወረ እምንቶ ስኢኖም ኣብ ቁፅሪ ሒሳቦም ኣቐሚጦሞ ዝነበሩ…

ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንዓለምና ኣዝዩ ፈታንን ከቢድ ስግኣትን ምዃኑ ተገሊፁ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  22/05/2012)ኮሮና ቫይረስ ኣዝዩ ዘተሓሳስብን ዓለም ለኻዊ ሓደጋ ጥዕና ደቂሰባት ከምዝኾነ ብምጥቃስ ናብ ዝተሓተ ቁጠባዊ ዓቕሚ ናብ ዘለወን ሃገራት ከየስፋሕፍሕ ዉድብ ጥና ዓለም ሻቕሎቱ ገሊፁ።ጀነራል…

ሑቡራት ኣመሪካ ኣብ ሞንጎ ሃገራት እስራኤልን ፍልስጤምን ንዘሎ ዉጥጥ ዝህድእን ዝፈትሕን ዝበለቶ ሓድሽ እማመ ሰላም ከምዘቕረበት ተሓቢሩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  20/05/2012) ተሓቢሩ፡፡እቲ እማመ ሰላም ንፍልስጤም ከም ሃገር ኣፍልጦ ክወሃባ ዘኽእል ኮይኑ ኣብ ትሕቲ እስራኤል ዝርከብ ግዝኣታት ድማ ኣብ ዘለዎ ክረግእ ብፍላይ ድማ እየሩሳሌም ብምልእታ…

ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ብምኽንያት መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓት 11 ለካቲት ንመጠናኸሪ ዉድብ ህወሓት ልዕሊ 2.4 ሚልዮን ብር ተለጊሱ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  20/05/2012) “መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ ” ብዝብል መሪሕ ጭርሖ ትማሊ ዕለት 19 ጥሪ 2012 ዓ.ም ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ዝተሰላሰለ መድረኽ እቶት 2,419,950 ቅርሺ …

መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓት 11 ለካቲት ኣብ ከተማ ውቕሮ ስታድየም መለስ ብልዑል ፅምብል ይኽበር ኣሎ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  20/05/2012)ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ሎሚ ካብ ስዓት 12 ንጉሆ  ጀሚሩ ነባራት ተጋደልቲ ህወሓትን ዝተፈላለዩ ሰበስልጣናትን መንግስትን ዘይመንግስታዉን ኣካላት ዝሰላሰል ዘሎ ፅምብል በዓል ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ደሚቑን ማዕሪጉን…

መንግስቲ ንዝኣተዎም ቃል ከተግብር ኣይከኣለን ተባሂሉ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  19/05/2012) መንግስቲ ኢትዮጵያ በትረ ስልጣን ህዝቢ ብሓላፍነት ክርከብ ከሎ ከተግብሮም እየ ክብል ቃል ንዝኣተዎም ኸተግብር  ኮምሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ፡፡  ኮምሽነር ኮምሽን ሰብኣዊ መሰል…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል ጥሒሉ ተባሂሉ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  19/05/2012)   መንግስቲ ኢትዮጵያ ንተቓወምቲ ምእሳር ኣይዉዕሎን’የ ብምባል ክኹንኖ ዝተሰምዐ ቃል ኣብ ተግባር ግን ከምዘየለን ብምግላፅ ብግብሪ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዝጉሃየን ዓለም ለኸ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰል…

መንግስቲ ካብ ተራ ስብከት ስራሕ ወፂኡ ድሕነት ዜጋታቱ ክሕሉ ፃዉዒት ቀሪቡ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  19/05/2012)   ኣብ ልዕሊ 17 ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ደንቢደሎ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዑጡቓት ዝተፈፀመ ጭዉያን ንኣዋርሓ ዝዘለቐ ምዕጋትን ድኹም መስርሕ ፀጥታ መንግስቲ ምህላዉ ብምግላፅ መንግስቲ ብህፁፅ ምላሽ…

ኢምባሲ ሑቡራት ኣመሪካ ኣብ ዒራቕ ብመጥቃዕቲ ሮኬት ተወቒዑ ፡፡

    (ኤፍኤምመቐለ  18/05/2012)ቢቢሲ ከምዝሓበሮ ኣብ ልዕሊ እቲ ኢምባሲ ሑቡራት ኣሜሪካ ሰለስተ ቁምቡላታት ሚሳይል ከምዝተወንጨፈን ካብ ሞንጎ እቶም ዝተወንጨፉ ቁምቡላታት ሚሳይል እቲ ሓደ ጥራሕ ኣብ ልዕሊ…

መጠን ፍሰት ቀጥታዊ ኢንቨስትመንት ወፃኢ (FDI) ናብ 2.5 ቢልዮን ዶላር ኣንቆልቍሉ፡፡

   (ኤፍኤምመቐለ  18/05/2012)ኣብ ዝሐለፉ ሰለስተ ዓመታት እንዳነከየ ዝመፀ መጠን ቀጥታዊ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ካብ 3.2 ቢልዮን ዶላር ናብ 2.5 ቢልዮን ዶላር ምዉራዱን ዉዱብ ሑቡራት ሃገራት ኣረጋጊፁ…

ኣብ ክልል ኦሮምያ ካብ ዝርከብ ዩኒቨርስቲ ደምቢዶሎ ዝተጨወያ 17 ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ዛጊድ ድሃይ ደቆም ዝሰኣኑ ወለዲ ሻቕሎቶም ሰማይ ዓሪጉ ከምዘሎ ተገሊፁ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  17/05/2012)14 ደቂ ኣንስትዮ ዝርከበኦም17 ተምሃሮ ዩንቨርሲቲ ደምቢዶሎ፡ ብምኽንያት ፀገም ፀጥታ  ካብቲ ዩኒቨርሲቲ ናብ ዓዶም እናተመለሱ እናሃለዉ ኣብ መንገዲ ብዘይተፈልጡ ሰባት ተጨውዮም ካብዝዉሰዱ ልዕሊ 50…

ብዶ/ር ኣብዪ ኣሕመድ ዝምራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ “ቀታልን ሓራድን” ‘ዩ ተባሂሉ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  17/05/2012)ህዝቢ ኦሮሞ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዝበፅሖ ዘሎ ጃምላዊ ቅትለት መዳርግቲ ከምዘይርከቦን ኣብ ስልጣን ዝርከብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ…