ኣብ ካዛኪስታን 98 ተሳፈርቲ ፅዒና እትጎዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ምውዳቓ ስዒቡ ብውሑዱ 14 ሰባት ከም ዝሞቱ ሰብ መዚ እታ ሃገር ሓቢሮም።

(ኤፍኤምመቐለ  17/04/2012እታ ነፋሪት ካብ ከተማ ኣልማቲ ተበጊሳ ናብ ርእስ-ከተማ ካዛኪስታን ኑር-ሱልጣን ክትበርር ምስተበገሰት ኣብ ውሽጢ ሒደት ደቓይቕ ወዲቓ ከምዝተሓምሸሸት ተገሊፁ።  እታ ነፋሪት ክትበርር ከላ እቲ…

ነበር ኣፈፃሚት ስራሕ ኮርፕሬሽን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኢንጅነር ኣዜብ ኣስናቀ ክሲ ተመስሪቱለን፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  17/04/2012ኣብ መዝገብ ክሲ ኢንጅነር ኣዜብ ኣስናቀ ነበር ምክትል ዋና ዳይሬክተር ሜቴክ ኮሌኔል ሙሉ ወልደገብርኤል ሓዊሱ 50 ሰባት ተኻቲቶም ኣለው፡፡ እቲ ክሲ ምስ ቆጥቋጥ ዓብይ…

ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቦይንግ ዴኒስ ሙይለንበርግ፤ ካብ ሓላፍነቱ ተሰጓጉ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  14/04/2012  ዴንስ ሙይለንበርግ ካብ መዝነቱ ተባሪሩ ዘሎ ብመንገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ማልዥያን  ዝውነና  ቦይንግ 737 ማክስ ነፈርቲ ኣብዚ ዓመት ናይ ምውዳቕ ሓደጋ ምስኣጋጠመንን ህይወት ኣብተን…

ንኤርትራ ዝተልኣኸት ጉጅለ ሙዚቃ ኢትዮጵያ ምርኢታ ንኸተቋርፅ ትግደድ ከምዝነበረት ተገሊፁ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  14/04/2012ብሚኒስተር ድኤታ ባህልን ቱሪዝምን ሃገርና ዝተመርሐ 60 ኣባለት ዝሓዘት ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ቡዙሕ ሰብ ከምዘየለን ኣብ መድረኽ ምርኢቶም የርእይሉ ኣብ ዝነበርሉ እዋን…

ብራኸ ዕቤት ትግራይ ኣብ ምርግጋፅ ግደ ሱታፌ ዝተፈላለዩ ዉድባት ዑዙዝ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡

   (ኤፍኤምመቐለ  11/04/2012 እዚ ዝተገለፀ ዩንቨርሲቲ መቐለ ኣብ ዘዳለዎ  መድረኽ ዋዕላ ረብሓ ትግራይ እንትኸውን ኣብቲ መድረኽ ብርክት ዝበሉ መፅናዕታዊ ፅሑፍ ከምዘቕረቡን ብራኸ ዕቤት ትግራይ ኣብ ምርግጋፅ…

ህዝቢ ወላይታ በዓሉ ክልል ምዃኑ ከምዝእዉጅ ኣፍሊጡ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  11/04/2012ህዝቢ ወላይታ ክልል ንምዃን ዘቕረቦ ሕገመንግስታዊ ሕቶ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምላሽ ከይሃቦ ትማሊ ሓደ ዓመት ስለዝመልኦ  በዓሉ ክልል ምዃኑ ከምዝእዉጅ ኣፍሊጡ፡፡            ንተወለድቲ ህዝቢ ወላይታ…

ፕረዚደንት ሃገረ ሶማልያ መሓመድ ፋርማጆ ምርጫ ሃገሩ ከየናውሕ ተሓቲቱ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  11/04/2012   ፕረዚደንት  ሃገረ ሶማልያ መሓመድ ኣብዱላሂ መሓመድ ፋርማጆ ዘበነ ስልጣኑ ንሃገራዊ ምርጫ እታ ሃገር ብምጉሳይ ከየናውሕ  ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ ፡፡            ኣብ ሶማልያ…

ኣብ መፈለምታ ዓመተ 2004 ናብ ግብራዊ መስርሕ ዝተኣተወን ምስ መንግስቲ ቻይና ዝተኸተመን ፈለማይ ሳተላይት ኢትዮጵያ ኣወንጪፋ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  10/04/2012)   እዛ Ethiopian Remote Sensing Satellite – 01 (ETRSS – 01) ዝተሰምየት ሳተላይት፡ ሎሚ ካብ መደብር መወንጨፊ ሳተላይት ቻይና ናብ ጠፈር ተወንጪፋ ዘላ ንስራሕቲ…

“ኢትዮጵያ ዘርቀቐቶ ሕጊ ዘረባ ፅልኣትን ስኑዕ ሓበሬታን መሰል ምዝራብ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ እዩ” ተባሂሉ፡፡

 (ኤፍኤምመቐለ  10/04/2012   “ኢትዮጵያ ዘርቀቐቶ ሕጊ ዘረባ ፅልኣትን ስኑዕ ሓበሬታን መሰል ምዝራብ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ እዩ” ክብል ዓለም ለኸ ትካል ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰል ( ሂዩማን ራይትስ…

“ንመቐለ ምኻድ ኣይትኽእሉን” ተብሂሎም ካብ ነፋሪት ክወርዱ ናይ ዝተገበሩ ጉዳይ ጉጅለ ልኡኻት ቻይና መንግስቲ ፌደራል ጉቡእ ምላሽ ንኽህቦ መንግስቲ ትግራይ ሓቲቱ፡፡

   (ኤፍኤምመቐለ  09/04/2012     ብምክትል ኣቦመንበር ቤትምኽሪ ዝተመርሐ ጉጅለ ሉኡኽ  ሃንዥ ግዝት ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ንምጉዓዝ ናብ ነፋሪት ምስተሰቕሉ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ንመቐለ ምኻድ ኣይትኽእሉን ተብሂሎም…

ካብ ሞንጎ እቶም ኣባላት ኮምሽን ኣርቀቕቲ ሕገ መንግስቲ ሃገርና እቶም 4 ጥራይ እዮም ኣምሓራ ዘይኮኑ ፡፡

 (ኤፍኤምመቐለ  09/04/2012    ካብ ሞንጎ እቶም ኣባላት ኮምሽን ኣርቀቕቲ ሕገ መንግስቲ ሃገርና እቶም 4 ጥራይ እዮም ኣምሓራ ዘይኮኑ ክብላ ኣምባሳደር ገነት ዘዉዴ ገሊፀን፡፡             ኣምባሳደር ገነት…