ዶ/ር ዓብይ ኣሕመድ ንዘሰጉሞ ዘሎ ፍልስፍና ምድማር ይኹን ብሃረባ ሃረባ ንዝሰላሰል ዘሎ ምጥያስ ዉሁድ ፓርቲ ከምዘይቕበሎ ምኒስትሪ ሓይልታት ምክልኻል ሃገርና ኣፍሊጡ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  20/03/2012)  ሚኒስቴር ሚኒስትሪ ሓይልታት ምክልኻል ሃገርና  ኣይተ ለማ መገርሳ ትማሊ ንሬድዮ ድምፂ ኣመሪካ ቋንቋ ኣምሓርይና ከምዝገለፅዎ እቲ ብዶ/ር ዓብይ ኣሕመድ ብተደጋጋሚ ዝዝረበሉ ፍልስፍና ምድማር…

መበል 45 ዓመት ልደት በዓል ህወሓት11 ለካቲት“መስመርና ዓቲርና ንመኸተ!”ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጭርሖ ከምዝበዓል ቤት ፅሕፈት ህወሓት ዕላዊ ገይሩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  20/03/2012)ሐላፊ ቤት ፅሕፈት ህወሓት ንኣካቢዓብይ ኮሚቴ እቲበዓል ንኣይተ ኣለምገብረዋህድ ትማሊ ኣብዝሃብዎ መብርሂ መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ንልደት ውድብ ህወሓት ንበዓል…

ቀንዲ ምኽንያት ቅንፀላ ኢታማጆር ሹም ጀነራል ሰዓረ መኮነንን ሜጀር ጀነራል ገዛኢ ኣበራን ብንፁር ከይፍለጥ ኣብ ዝካይዶ ዘሎ ግልፅነት ዝጎዶሎ መስርሕ ምፅራይ እቲ ዝዓበየ ብድሆ ኮይኑ ዘሎ መንግስቲ ባዕሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ ፡፡

     (ኤፍኤምመቐለ  19/03/2012)   ብዓልቲ ቤት ስዉእ ኢታማጆር ሹም ሓይልታት ምክልኻል ሃገርና ዝነበሩ ጀነራል ሰዓረ መኮነን ዝኾና ኮነሬል ፅጌ ኣለማዮህ ን104.4 ሬድዮ FM መቐለ ብስልኪ ኣብ…

ዘይሕጋዊ 14 ሽጉጣት ኣብ ቁፅፅር ዉዒሉ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  19/03/2012) ድወት ንቤት ፅሕፈት ፀጥታን ምምሕዳራዊ ጉዳያትን ከተማ ዉቕሮ ብምጥቃስ ከምዝሓበረቶ እቲ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክዘዋወር ዝተረኸበ 14 ሽጉጣትን ሓሙሽተ ዘይሕጋዉያን ኣዛወርቱን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ፖሊስ …

መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ጃፖን ስምምዕነት ልቃሕ 89 ሚሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሙ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  17/03/2012)እቲ ብመልክዕ ልቓሕ ዝተረኸበ ገንዘብ ንህንፀት መንገድታት ጅማ – ጭዳን ከምኡ’ዉን ሰዶ – ሳውላን ዝውዕል ከም ዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ ስምምዕልቃሕ ሚኒስተር ድኤታ ሚኒስተር ገንዘብ…

ኣብ ማሊ ነንባዕለን ዝተላተማ ሄሊኮፕተራት ፈረንሳይ ንሞት 13 ወተሃደራት እታ ሃገር ምኽንያት ኮይነን፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  17/03/2012)ኣብ ልዕሊ እስላማውያን ዕጡቓት ማሊ ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብታ ሃገር ዝተዋፈሩ ወተሃደራት ፈረንሳይ ብሶኒ ምሸት ኣብ ልዕሊ ትሕዝቶ እቶም ዕጡቓት መጥቃዕቲ እናፈፀሙ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን…

ህወሓት – ፈጻሚ ስራሕ ኢህወዴግ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ንመስርሕ ሕገ ደንቢ እቲ ግንባር ብምግሃስ ንዝወስዶ ዘሎ ጉያ ዝተመልኦ ዉሳነ መስርሕ ውሁድ ፓርቲ ብምንፃግ ኣብዚ ናይ ሎሚ ዝተፀወዐ ኣኼባ ከምዘይሳተፍ ገሊፁ ፡፡

   (ኤፍኤምመቐለ  11/03/2012)ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ትማሊ 10 ሕዳር ኣብ ክሊ’ዚ  ዘይሐጋዊ ዉሐደት ሰልፊን ቀፃሊ ሳዕቤኑን ድሐሪ ምዝታይ ንቤት ጽሕፈት ቤት ምኽሪ ኢህወዴግ ኣብ ዝለኣኾ ደብዳበ…

መምርሒ መተግበሪ ሓፈሻዊ ዓውዲ ትምህቲ ብርሕቐት ካብ ሓምሻይ ክሳብ 12 ክፍሊ ይሰናዳእ ከምዘሎ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።

(ኤፍኤምመቐለ  10/03/2012)መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ርሕቐት ቅድሚ ሕዚ ብዝተፈላለዩ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት እናተተግበረ ዝፀንሐ ሙሉእ ብዝኾነ ብብርኪ ሃገር ንምትግባርን ፅሬት ትምህርቲ ንምክትታልን ብዝጥዕም መልክዑ ካብ 5ይ…

ሊብያ 62 ዘይሕጋውን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰት ኣፍሊጣ።

(ኤፍኤምመቐለ  10/03/2012)መምርሒ ቁፅፅር ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ሊብያ ጨንፈር ቤንጋዚ ትማሊ ከምዘፍለጦ እቶም ናብ ሃገሮም ክምለሱ ዝተገበሩ 62 ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ዜጋታት ቻድን ሱዳንን እዮም፡፡ ዓለምለኸ ጉዳይ ስደተኛታት…

ኣብ ሞንጎ ዓለም ለኸ ትካል ዘላቒ ልምዓት ስዊድንን ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ትግራይን ጎሓፍ ብዝግባእ ናብ ረብሓ ብምውዓል ሓምለዋይ ከባቢታት ትግራይ ንምጥጣሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  10/03/2012)ኣብቲ ክልትኣዊ ስምምዕነት ክታሞም ዘንበሩ ፕረዚዳንት ዓለምለኸ ትካል ዘላቒ ልምዓት ስዊድን ቶም ጆን ከምዝሓበርዎ እዚ ማሕበር ካብ ዝምስረት 20 ዓማውቲ ከም ዝገበረን ኣብ ዕብየት…

ጋንታ ቶትንሃም ሆትስፐር ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ንፍፃመ ቻምፕዮንስ ሊግ ኣውሮፖ ንዘብቁዕዋ ኣርጀንቲናዊ ኣሰልጣኒ ማውሪስዮ ፖቸቲኖ ኣሰናቢታ ፡፡

ጋንታ ቶትንሃም ዓሚ ብሊቨርፑል 2 ን 0 ኣብ ፍፃመ ዋንጫ ቻምፕዮንስ ሊግ ተሳዒራ ዋንጫ ዝሰኣነትሉን ንፍፃመ ፀወታ ዘብቅዕዋን ኣርጀንቲናዊ ኣሰልጣኒ ማውሪስዮ ፖቸቲኖ ኣብዚ ዓመት ውድድር…

ሚኒስተር እቶት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ 32 ነጥቢ 6 ቢሊዮን ብር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  03/03/2012)እቲ ሚኒስተር ኣብ 2011 ዓ/ም ብዝተሰርሑ መድረኻት ምልዕዓል ምስ እናዓበየ ምምፅኡ ስዒቡ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 33 ነጥቢ 6 ቢሊዮን ብር ንምእካብ ተተሊሙ ዝነበረ እንትኾን…