ሱዳን ድሕሪ 23 ዓመታት ኣብ ሑቡራት ኣመሪካ ኢምባሲኣ ብምኽፋት ኣምባሳደር ኣብ ሑቡራት ኣመሪካ ሸይማ፡፡

ሱዳን ድሕሪ 23 ዓመታት ንመጀመሪያ ግዜ ኣብ ሕቡራት ኣመሪካ ሱዳናዊ ኣምባሳደር ኑረዲን ሳቲ ምሻማ ስዒቡ ሓድሽ ዝተመዘዙ ኣምባሳደር ኑረዲን ሳቲ ብሓሙስ 17 መስከረም ናብ ፕረዚደንት…

ሱልጣን ሓንፈሬ ዓሊምራሕ ብዝሓደሮም ሕማም ኣብ መበል 74 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡

ሱልጣን ሓንፈሬ ዓሊምራሕ ብዝሓደሮም ሕማም ኣብ መበል 74 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም ዘለዉ ሕክምናዊ ሓገዝ ኽግበረሎም ድሕሪ ምፅናሕ’ዩ ፡፡ ስነ ስርዓት ቀብሮም ፅባሕ 11መስከረም…

“የመከላከያ ሰራዊት ህገመንግስትን የመጠበቅ እንጂ አምባገነናዊ የሆነ ቡድን የመጠበቅ ሃላፊነት የለውም!” ወ/ሮ ፈትለወርቅ ገ/እግዚኣብሄርየህወሓት ምክትል ሊቀመንበር፡፡

“መከላከያ ሃይላችን ሁላችን የምንኮራበት ታሪክ ያለው ለሃገራችን ሰላምና መረጋጋት ማረጋገጥ ብቻ ሳይሆን ከሃገራችን አልፎ ለተለያዩ ሃገሮችም ሰላማቸው እንዲሰፍን ከፍተኛ አስተዋፅኦ ያደረገ ነው። በሃገራችን ህዝቦች ያለው…

“ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሞንጎ ተሰሪቐን ዝነበራ ብርክት ዝበላ መካይን እታ ከተማ እተን 8 መካይን ምስ ዝጉሓልወን ኣካላት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣዉዒለ፡፡” – ኮምሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ፡፡

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሞንጎ ተሰሪቐን ዝነበራ ብርክት ዝበላ መካይን ነበርቲ እታ ከተማ እተን 8 መካይን ምስ ዝጉሓልወን ኣካላት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ…

“ፍርያት ምሻለ ኣብ ምቅላል ናብራ ሕብረተሰብ ልዑል ግደ ስለዘለዎ ንውሕስነት ምግቢ ትግራይ ንምውዓል ይስራሕ ኣሎ፡፡”- ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል፡፡

ፍርያት ምሻለ ኣብ ምቅላል ናብራ ሕብረተሰብ ልዑል ግደ ስለዘለዎ ንውሕስነት ምግቢ ትግራይ ንምውዓል ይስራሕ ከምዘሎ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል…

“ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ካብ ስልጣን ይተኣለ !”- መናእሰይ ወላይታ፡፡

ትማሊ ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ካብ ስልጣን ይተኣለ ክብሉ መናእሰይ ወላይታ ኣብ ጥቃ ቤት ፍርዲ ተረኺቦም ተቓዉሞኦም ኣስሚዖም፡፡እቶም መናእሰይ ንኣቦ ወንበር ዉድብ ብልፅግና ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ…

ተዓዋታይ ‘ብሪጅ ሜከር ኣዋርድ 2020’ ጀነራል ዳይሬክተር ዉድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ሽልማቶም ድሕሪ ሳልስቲ ኽቕበሉ’ዮም፡፡

ተዓዋታይ ብሪጅ ሜከር ኣዋርድ 2020 ዓ.ም.ፈ ጀነራል ዳይሬክተር ዉድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ብኣቆፃፅራ ኢትዮጵያ 12 መስከረም 2013 ዓ.ም. ኣብ ሃገረ ኖርወይ ኦስሎ ኣብ…

“ሃገር ናብ ዘየድሊ ታሕሚስ ዝረግረገ ዉድብ ብልፅግና መፍትሒ ታሕሚስ ክኸዉን ኣይኽእልን፡፡”- ኣባል ፈፃሚት ስራሕ ህወሓት ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ፡፡

ንሃገር ናብ ዘየድሊ ታሕሚስ ዝረግረገ ዉድብ ብልፅግና መፍትሒ ታሕሚስ ክኸዉን ኣይኽእልን ክብሉ ኣባል ፈፃሚት ስራሕ ህወሓት ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ገሊፆም፡፡ዉድብ ብልፅግና ፈጣሪ ሃገራዊ ታሕሚስ ክንሱ…

ሰሙናዊ መልኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ፖለቲካዊ ዋዒና ሓሊና ማሕበረ ቁጠባ ክልልና ነበርኽ!!

ህዝቢ ትግራይ ብዙርያ መለሽ ዓወታት ተፀንቢሉ “ሀ” ኢሉ ዝጀመሮ ሓዱሽ ዓመት 2013 ዓ.ም ኣብ ዝጣየሽ ሓዱሽ መንግስቲ ጎኒ ዓሲሉ፣ ከም ወትሮ ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ ድሙቕ…

“ሓድሽ ወረቐታዊ ገንዘብ ኢትዮጵያ ብ’ኤቲኤም’ አገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ፡፡”- ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ፡፡

ሓድሽ ወረቐታዊ ገንዘብ ኢትዮጵያ ብ’ኤቲኤም’ አገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ሃገራዊ ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ ‘ኤቲኤም’ ሙሉእ ብሙሉእ ሓድሽ…

“መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰላምን ድሕነትን ዜጋታቱ ከዉሕስ ብዘይምኽኣሉ ሰለማዉያን ህዝቢ ይጭፍጨፉ ከምዘለዉ ኣረጋጊፀ’ለኹ፡፡” – ትካል ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ፡፡

ኣብዚ ሰሙን’ዚ ጥራይ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ብዝተፈፀመ ጃምላዊ መጥቃዕቲ ብዙሓት ሰባት ከምዝተቐተሉ፣ ኣካላዊ መጉዳእቲ ከምዝበፅሖምን ከምዝተጨወዩን ዝሓበረ ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ (ኢሰመጉ) ፤ መንግስቲ ኢትዮጵያ…

ኮነሬል ኣብይ ኣቦ ወንበር ብልፅግና ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ንትካላትትእምት ኢድ ነሲኦም ሸሊሞም፡፡

ኣቦ ወንበር ብልፅግና ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ንትካላት ትእምት መሶቦ ፣ ሱር ኮንስትራክሽን ፣ ጉናን መድሓኒት ፋብሪካ ኣዲስን እሙናትን ተኣመንትን ከፈልቲ ግብሪ ክብሉ ኢድ ነሲኦም ሸሊሞም፡፡ንትካል…

“ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ተናዊሑ ዝነበረ ሃገራዊ መረፃ ክካየድ ይኽእል’ዩ፡፡”-ሚኒስትሪ ጥዕና ኢትዮጵያ፡፡

ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ተናዊሑ ዝነበረ ሃገራዊ መረፃ ጥንቃቐ ብዝተመልኦ ክካየድ ከምዝኽእል ሚኒስትሪ ጥዕና ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስተር ሚኒስትሪ ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ሐዚ ንኣባላት…