“ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሞንጎ ተሰሪቐን ዝነበራ ብርክት ዝበላ መካይን እታ ከተማ እተን 8 መካይን ምስ ዝጉሓልወን ኣካላት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣዉዒለ፡፡” – ኮምሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ፡፡

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሞንጎ ተሰሪቐን ዝነበራ ብርክት ዝበላ መካይን ነበርቲ እታ ከተማ እተን 8 መካይን ምስ ዝጉሓልወን ኣካላት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ…

“ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ካብ ስልጣን ይተኣለ !”- መናእሰይ ወላይታ፡፡

ትማሊ ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ካብ ስልጣን ይተኣለ ክብሉ መናእሰይ ወላይታ ኣብ ጥቃ ቤት ፍርዲ ተረኺቦም ተቓዉሞኦም ኣስሚዖም፡፡እቶም መናእሰይ ንኣቦ ወንበር ዉድብ ብልፅግና ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ…

“ሓድሽ ወረቐታዊ ገንዘብ ኢትዮጵያ ብ’ኤቲኤም’ አገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ፡፡”- ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ፡፡

ሓድሽ ወረቐታዊ ገንዘብ ኢትዮጵያ ብ’ኤቲኤም’ አገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ሃገራዊ ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ ‘ኤቲኤም’ ሙሉእ ብሙሉእ ሓድሽ…

“መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰላምን ድሕነትን ዜጋታቱ ከዉሕስ ብዘይምኽኣሉ ሰለማዉያን ህዝቢ ይጭፍጨፉ ከምዘለዉ ኣረጋጊፀ’ለኹ፡፡” – ትካል ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ፡፡

ኣብዚ ሰሙን’ዚ ጥራይ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ብዝተፈፀመ ጃምላዊ መጥቃዕቲ ብዙሓት ሰባት ከምዝተቐተሉ፣ ኣካላዊ መጉዳእቲ ከምዝበፅሖምን ከምዝተጨወዩን ዝሓበረ ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ (ኢሰመጉ) ፤ መንግስቲ ኢትዮጵያ…

ኮነሬል ኣብይ ኣቦ ወንበር ብልፅግና ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ንትካላትትእምት ኢድ ነሲኦም ሸሊሞም፡፡

ኣቦ ወንበር ብልፅግና ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ንትካላት ትእምት መሶቦ ፣ ሱር ኮንስትራክሽን ፣ ጉናን መድሓኒት ፋብሪካ ኣዲስን እሙናትን ተኣመንትን ከፈልቲ ግብሪ ክብሉ ኢድ ነሲኦም ሸሊሞም፡፡ንትካል…

“ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ተናዊሑ ዝነበረ ሃገራዊ መረፃ ክካየድ ይኽእል’ዩ፡፡”-ሚኒስትሪ ጥዕና ኢትዮጵያ፡፡

ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ተናዊሑ ዝነበረ ሃገራዊ መረፃ ጥንቃቐ ብዝተመልኦ ክካየድ ከምዝኽእል ሚኒስትሪ ጥዕና ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስተር ሚኒስትሪ ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ሐዚ ንኣባላት…

ኣብ ገማግም ማእከላይ ባሕሪ ሊብያ ልዕሊ ዓቕሚ ዝፀዓነት ጃልባ ብምጣሓላ ብውሕዱ 24 ዘይሕጋዉያን ስደተኛታት ከምዝሞቱ ተገሊፁ፡፡

እታ ካብ ገማግም ማእከላይ ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሰትን ልዕለ፤ ዓቕሚ ዝፀዓነት ናይ ጎማ ጃልባ ኣብ ማእኸላይ ባሕሪ ብምጥሓላ ዛጊት ተረኺቡ ብዘሎ ሓበሬታ ናይ 24 ሰባት ህወይት…

ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ኢትዮጵያ መንነቶም ብዘይተፈለጡ ዕጡቓት ናይ ዝሞቱ ሬሳታት ከምዘይተልዓለን ከምዘይተቐብረን ተፈሊጡ፡፡

ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ኢትዮጵያ መንነቶም ዘይተፈለጡ ዕጡቓት ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሮም ንመዓልትታት ዝዘለቐ ብዝፈፀምዎ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ቡዙሓት ሰባት ከምዝተቐተሉን ዘይተኣደነ ንብረት ከምዝዓነወን ሃፍተ ጥሪት ገባራት…

ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ሰሙን ክልልና ትግራይ እትርከበን ሃገራት ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ሓያል ዝናብ ክወርድ ከምዝኽእል ፀብፃባት ዓለም ለኸ ሜትዮዎሮሎጂ ኣተንብዩ።

ብመሰረት እቲ መተንባህታ ዓለም ለኸ ሜትዮዎሮሎጂ ቡርቱዕ ማይ ኽወቅዕ ግምታት ተነቢሩሉ ካብ ሞንጎ ዘሎ ዞባታት ምዕራብን ሰሜናዊ ምዕራብን ገለ ክፋል ዞባ ደቡብን ከምዘካትትን ክሳብ መፋርቕ…

ምስ ምቕያር ሓድሽ ወረቐታዊ ብር ተተሓሒዙ ዝካየድ ዘሎ ክትራን ገንዘብ ዜጋታት የዋፅእ’ዶ?

ምስ ምቕያር ሓድሽ ወረቐታዊ ብር ተተሓሒዙ ዝካየድ ዘሎ ክትራን ገንዘብ ዜጋታት የዋፅእ’ዶ? ኣቦ ወንበር ብልፅግና ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ምስ ምቕያር ሓድሽ ወረቐታዊ ብር ተተሓሒዙ ብቐጥታ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ኢትዮጵያ ብሰንኪ በብእዋኑ ዝተወልዑ ጎንፅታት ልዕሊ 1.8 ሚልዮን ህዝቢ ከምዝተመዛበሉ ዓለም ለኸ ትካል ተመዛበልቲ IOM ኣፍሊጡ፡፡

ኣብ ኢትዮጵያ ግዚያዊት ኣተሓባባሪት ዓለም ለኸ ትካል ተመዛበልቲ (International Organization for Migration) ‘ሳራ ቾንግ’ ከምዝገለፅኦ ክሳብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ 2020 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ዝነበረ እዋን ጥራይ…

“ካብ ቀረባ እዋን ንድሓር ብሰንኪ ዝተፈጠረ ፀገም ፀጥታ ኣብ ከባቢታት ዞባ ኮንሶን ፉሉይ ወረዳ ኣሌን ህይወት ሰብ ይጠፍእ ኣሎ፡፡”- ቢሮ ፀጥታን ሰላምን ክልል ደቡብ፡፡

ኣብ ቀረባ እዋን ብሰንኪ ዝተፈጠረ ዝተሓላለኸ ፀገም ፀጥታ ኣብ ከባቢታት ዞባ ኮንሶን ፉሉይ ወረዳ ኣሌን ህይወት ሰብ ይጠፍእ ኣሎ ንብረት ህዝቢ ድማ ይዓኑ ከምዘሎ ቢሮ…

ሓድሽ ወረቐታዊ ብር ኣብ ዉሽጢ ሓደ ወርሒንምቕያር ይሕሰበሉ’ሎ፡፡

ፕረዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሓድሽ ወረቐታዊ ብር ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ ኣዋርሕ ንምቕያር ዝተትሓዘ ገደብ እዋን ናብ ሓደ ወርሒ ንኽሓፅር ንኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ሕቶ ኣቕሪቦም፡፡ፕረዚዳንት ንግዲ…