ሱልጣን ሓንፈሬ ዓሊምራሕ ብዝሓደሮም ሕማም ኣብ መበል 74 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡

ሱልጣን ሓንፈሬ ዓሊምራሕ ብዝሓደሮም ሕማም ኣብ መበል 74 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም ዘለዉ ሕክምናዊ ሓገዝ ኽግበረሎም ድሕሪ ምፅናሕ’ዩ ፡፡ ስነ ስርዓት ቀብሮም ፅባሕ 11መስከረም…

“የመከላከያ ሰራዊት ህገመንግስትን የመጠበቅ እንጂ አምባገነናዊ የሆነ ቡድን የመጠበቅ ሃላፊነት የለውም!” ወ/ሮ ፈትለወርቅ ገ/እግዚኣብሄርየህወሓት ምክትል ሊቀመንበር፡፡

“መከላከያ ሃይላችን ሁላችን የምንኮራበት ታሪክ ያለው ለሃገራችን ሰላምና መረጋጋት ማረጋገጥ ብቻ ሳይሆን ከሃገራችን አልፎ ለተለያዩ ሃገሮችም ሰላማቸው እንዲሰፍን ከፍተኛ አስተዋፅኦ ያደረገ ነው። በሃገራችን ህዝቦች ያለው…

“ፍርያት ምሻለ ኣብ ምቅላል ናብራ ሕብረተሰብ ልዑል ግደ ስለዘለዎ ንውሕስነት ምግቢ ትግራይ ንምውዓል ይስራሕ ኣሎ፡፡”- ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል፡፡

ፍርያት ምሻለ ኣብ ምቅላል ናብራ ሕብረተሰብ ልዑል ግደ ስለዘለዎ ንውሕስነት ምግቢ ትግራይ ንምውዓል ይስራሕ ከምዘሎ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል…

“ሃገር ናብ ዘየድሊ ታሕሚስ ዝረግረገ ዉድብ ብልፅግና መፍትሒ ታሕሚስ ክኸዉን ኣይኽእልን፡፡”- ኣባል ፈፃሚት ስራሕ ህወሓት ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ፡፡

ንሃገር ናብ ዘየድሊ ታሕሚስ ዝረግረገ ዉድብ ብልፅግና መፍትሒ ታሕሚስ ክኸዉን ኣይኽእልን ክብሉ ኣባል ፈፃሚት ስራሕ ህወሓት ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ገሊፆም፡፡ዉድብ ብልፅግና ፈጣሪ ሃገራዊ ታሕሚስ ክንሱ…

ሰሙናዊ መልኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ፖለቲካዊ ዋዒና ሓሊና ማሕበረ ቁጠባ ክልልና ነበርኽ!!

ህዝቢ ትግራይ ብዙርያ መለሽ ዓወታት ተፀንቢሉ “ሀ” ኢሉ ዝጀመሮ ሓዱሽ ዓመት 2013 ዓ.ም ኣብ ዝጣየሽ ሓዱሽ መንግስቲ ጎኒ ዓሲሉ፣ ከም ወትሮ ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ ድሙቕ…

ሎሚ ኣብ ዝተሰላሰለ ሰልፊ ድጋፍ ዓወት ህወሓት ኣብ መረፃ ትግራይ ኩቡር ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ኣቦ ወንበር ህወሓትን ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ዘስምዕዎ ሙሉእ መደረ ፡፡

“ህዝብና ዝሃብካና ረዚን ሕድሪን ድርብ መፅበዓን ለይትን ቀትርን ሰሪሕና ትፅቢትካ ክነማልእ ዝካኣል ኩሉ ከምንገብር ክገልፅ ይፈቱ!ዝተኸበርካ ህዝቢ ትግራይዝተኸበርኩም ነበርቲ ከተማ መቐለዝኸበርኩም ኣዘዝትን ኣባላት ሓይልታት ፀጥታን፥ዝኸበርኩም…

ኣባላት ፉሉይ ሓይሊ ፖሊስ ክልል ዓፋር ኣብ ከተማ ሽኸት ንሰለስተ መናእሰይ ብምቕታል ንኻልኦት 9 መናእሰይ ኣቑሲሎም፡፡

ኣባላት ፉሉይ ሓይሊ ፖሊስ ክልል ዓፋር ኣብ ከተማ ሽኸት ንሰለስተ መናእሰይ ብጥይት ቐቲሎም ንኻልኦት 9 መናእሰይ ኣቑሲሎሞም ዘለዉ ንዓመታዊ ንዝኽበር በዓለ መስቀል ንዳሜራ ዝኸውን ኦም…

ንኹቡር ህዝቢ “ክብረት ይሃበልና” ክብል ህወሓት ምስጋንኡ ኣቕሪቡ፡፡

ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ምስጋና ከምዘለዎ እንሆ!ክብረት ይሃበልናካብ ቤት ፅሕፈት ህወሓትመቐለ 05 መስከረም 2012 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)ብኽባር መስዋእቲ ዘረጋገፅናዮ መሰል ዓርሰ ውሳነና፣ ኣሕሊፍና ኣይንህብን፤ ብምባል…

ብመሰረት ውፅኢት መረፃ 2012 ውድብ ህወሓት ብ189 ድምፂ ውድብ ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ (ባይቶና) ድማ ብ 1 ድምፂ ቤት ምኽሪ መንግስቲ ትግራይ ከምዝምስርታ ኮምሽን መረፃ ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡

ኮምሽን መረፃ ትግራይ “ትግራይ ትመርፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል ከካይዶን ክመርሖን ዝፀንሐ ታሪኻዊ መረፃ ትግራይ 2012 ዓ.ም. ዕላዊ ውፅኢት ብምፅራሕ ሎሚ 4 መስከረም 2013 ዓ/ም ነዚ…

“ኣብ መረፃ ትግራይ 2012 ህወሓት ብዓብላሊ ድምፂ ኣብ ቅድሚት ተሰሪዑ’ሎ፡፡” – ኮምሽን መረፃ ክልል ትግራይ፡፡

ኣብ ዝሓለፈ ሮቡዕ ኣብ ዝተካደ ክልላዊ መረፃ ውድብ ህወሓት ብዓብላሊ ድምፂ ኣብ ቅድሚት ተሰሪዑ ከምዘሎ ኮምሽን መረፃ ቦርድ ክልል ትግራይ ቅድሚ ሓደ ሰዓት ኣብ ድሕረ…

ታሪኻዊ መረፃ ትግራይ ብዓይኒ ማዕከናት ዜና ዓለምን ፉሉጣት ሰባትን ኣዘራራቢ ኮይኑ’ሎ፡፡”-ቢቢሲ፡፡

ቢቢሲ ሎሚ ኣማስዩ ኣብ ዝዘርገሖ ዜና ታሪኻዊ መረፃ ትግራይ ብዓይኒ ማዕከናት ዜና ዓለም ኣዘራራቢ ኮይኑ ከምዘሎ ንዝኣኻሐቦ መረዳእታ ብምጥቃስ ንንባብ ዘርጊሕዎሎ፡፡ ዝተኽልከላ ሚድያታት ዓለም ብዛዕባ…

“ኣፈፀምቲ ጣብያታት መረፃምሉእ ለይቲ ድምጺ ክቖፅሩ ሓዲሮም፡፡” – ኮምሽን መረፃ ትግራይ፡፡

ኣብ መረፃ ትግራይ ምሃብ ድምፂ ምስተዛዘመ ኣፈፀምቲ ጣብያታት መረፃ ምሉእ ለይቲ ቆፀራ ድምፂ ከካይዱ ሓዲሮም። ኮይኑ ግና ትማሊ ኣብ ጣብያ መረፃ ኣበርገለ መምረፂ ካርዲ ስለዝጎደለ…

“እንኳዕ ደስ በለኩም ደስ በለና !! ልዑል ክብሪ ንሙሉእ ህዝቢ ትግራይ!”-ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል፡፡

ሰላም ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ንእትነብር ጅግና ህዝብና ብሓፈሻ፣ መናእሰይ ትግራይ ድማ ብፍላይ፣ ከመይ ትኾኑ? ኣቐድመ ታሪኻዊ መረፃና ብዘይምንም ፀገም ብዓወት ብምዝዛሙ ዝተሰመዐኒ ሓበንን ኲርዓትን…

“4 ጳጉሜን 2012 ዓ/ም ኣብ ልዕሊ ዝግበር ክልላዊ መረፃ ንምትዕንቓፍ ዝሃቀነ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ወይልኡ!”-ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል ትግራይ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  02/13/2012)4 ጳጉሜን 2012 ዓ/ም ኣብ ልዕሊ ዝግበር ክልላዊ መረፃ ንምትዕንቓፍ ዝሃቀነ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ወይልኡ ክብሉ ሓላፊ ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል ትግራይ ኣይተ ተኪኡ…