“ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ተናዊሑ ዝነበረ ሃገራዊ መረፃ ክካየድ ይኽእል’ዩ፡፡”-ሚኒስትሪ ጥዕና ኢትዮጵያ፡፡

ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ተናዊሑ ዝነበረ ሃገራዊ መረፃ ጥንቃቐ ብዝተመልኦ ክካየድ ከምዝኽእል ሚኒስትሪ ጥዕና ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስተር ሚኒስትሪ ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ሐዚ ንኣባላት…

ታሪኻዊ መረፃ ትግራይ ብዓይኒ ማዕከናት ዜና ዓለምን ፉሉጣት ሰባትን ኣዘራራቢ ኮይኑ’ሎ፡፡”-ቢቢሲ፡፡

ቢቢሲ ሎሚ ኣማስዩ ኣብ ዝዘርገሖ ዜና ታሪኻዊ መረፃ ትግራይ ብዓይኒ ማዕከናት ዜና ዓለም ኣዘራራቢ ኮይኑ ከምዘሎ ንዝኣኻሐቦ መረዳእታ ብምጥቃስ ንንባብ ዘርጊሕዎሎ፡፡ ዝተኽልከላ ሚድያታት ዓለም ብዛዕባ…

ኮምሽን መረፃ ትግራይ ኩሎም ኣብ 6ይ ዙር መረፃ ክልል ትግራይ ንዝሳተፉ ኩሎም ዉድባት ፖለቲካ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣመሓላሊፉ፡፡ ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ ኣገዳሲ ሓበሬታ ከምዘለዎ ከነቕርቦ፡፡

ኣገዳሲ ሓበሬታ! ንዝምልከተኩም ተወዳደርቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ክተስተባህልዎ ዝግባእ ሓበሬታ! ክፍሊ ክልተ ጐስጓስ መረፃ ከይካየደሎም ዝተኸልከሉ ቦታታት ዓንቀፅ 5. ዝተኸልከሉ ቦታታት ኣብዞም ዝስዕቡ ቦታታት ጐስጓስ ምረፁኒ…

ኣብ እንግሊዝ ኣብ ልዕሊ ሰባት ዝተፈተነ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ዉፅኢታዊ ኮይኑ፡፡

ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ኣብ ልዕሊ ሰባት ዝተፈተነ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ዉፅኢታዊ ምዃኑ ተረጋጊፁ ዘሎ ንቲ ክታበት ዝወሰደት እንግሊዛዊት ግዳይ ቫይረስ ኮሮና ድሕሪ እቲ ክታበት ምዉሳዳ…

ኣስክሬን ነባር ተጋዳሊት ነፃነት ኣስፋዉ ሐዚ ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ ናብ ከተማ መቐለ ይኣቱ’ሎ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  01/07/2012)ላዕለዎት መሪሕነት መንግስትን ዉድብን ከምኡዉን ነባራት መቓልስታን ዘመድ ኣዝማድ ኣብ ዝተረኸብዎ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ስነስርዓት ኣቃባብላ እቲ ኣስክሬን ከምዝተኸወነን…

ኣቐዲመ እንኳዕ ንመበል 45 ዓመት ምስረታ ህወሓትን ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን ብደሓን ኣብፀሐኩም እናበልኩ ዝተሰምዐኒ መዘና ዘይብሉ ክብሪ ክገልፀልኩም ይፈቱ።

(ኤፍኤምመቐለ  12/06/2012)መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓት 11 ለካቲት ክነብዕል እንከለና ነቲ ኣብ እንግድዓ ህዝቢ ትግራይ ይኹን ኣብ ካልኦት ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታት ኢትዮጵያ ብፋሽሽታዊ ደርጊ ተፃዒኑ…

ብምኽንያት መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓት 11 ለካቲት ኣብ ከተማ መቐለ ዘተ ፓነል ይካየድ ኣሎ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  27/05/2012)ካብ ኩለን ክፍለ ከተማ መቐለ ዝተወፃፅኡ መናእሰይ ከተማ መቐለ ብምኽንያት መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲትን ህልዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ሃገርን…

ንነዊሕ እዋን ፕረዚደንት ሃገረ ኬንያ ኮይኖም ዘገልገሉ ዳኒኤል ኣራፕ ሞይ ኣብ 95 ዓመቶም ዓሪፎም።

(ኤፍኤምመቐለ  26/05/2012)ካልኣይ ፕረዚደንት ሃገረ ኬንያ ዝነበሩ ዳኒኤል ሞይ ናብ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ዘውግሕ ለይቲ ከምዝሞቱ ቢቢሲ ንመግለፂ ፕረዚደንት ኡህሩ ኬንያታ ብምጥቃስ ኣፍሊጡ ኣሎ።ካብ 1978 ክሳብ…

ሑቡራት ኣሜሪካ ድሕሪ 30 ዓመታት ንመራሒ ኣፍሪካዊት ሃገር ሱዳን ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ወግዓዊ ምብፃሕ ንኸካይድ ዓዲማ፡፡

ቢቢሲ ከምዝሓበሮ ሑቡራት ኣሜሪካ  ድሕሪ 30 ዓመታት ንመራሒ ሉኣላዊ ቤት-ምኽሪ ኣፍሪካዊት ሃገር ሱዳን ሌተናል ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን ንዋሽንግተን ዲሲ ዓዲማቶም ዘላ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን…