“6,600 ብምሒር ጥሜትን ዓፀቦን ኣብ ድርኩኺት ሞት ኮይኖም ይሰሓጉ ንዝነበሩ ኤርትራዉያን ህፃናት ሓገዝ ሃናፂ ምግቢ ገይረ፡፡” ጉዳይ ህፃናት ዉድብ ሕቡራት ሃገራት (UNICEF)

ካብ ሞንጎ’ቶም ልዕሊ 27,000 ሽሕ ህፃናት ኤርትራዉያን እቶም 6,600 ብምሒር ጥሜትን ዓፀቦን ኣብ ድርኩኺት ሞት ኮይኖም ይሰሓጉ ንዝነበሩ ኤርትራዉያን ህፃናት ሓገዝ ሃናፂ ምግቢ ገይረ፡፡ ጉዳይ…

ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ፖለቲካዊ ዕቑባ ደገ’ምበር ዘዕቑቦ ህዝብን ዓድን የቡሉን፡፡

መሪሕነት ህወሓትን ህወሓትን ኣብ ሑቕፊ ህዝቢ ብምዃን ንዘላቒ ረብሓ ዝቃለሱ’ዮም፡፡ ብኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ ብሓይልታት ትምክሕቲ ዝተላዕጠጠ ጉጅለ ብልፅግና ግን “መሪሕነት ህወሓትን ህወሓትን ናብ ትግራይ…

ናብ መረበቶም ዝተመለሱ ተመዛበልቲ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዑጡቓት ዳግም ግዳይ ጨፍጫፍ ኮይኖም፡፡

ድሕሪ’ቲ ከበድ ጨፍጫፍ ህዝቢ ዞባ መተከል “ድሕሪ ሐዚ ከምዚ ዓይነት ፀገም ኣይፍጠርን ሓላፍነት ክንወስድ ኢና” ተባሂሎም ናብ መረበቶም ዝተመለሱ ተመዛበልቲ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዑጡቓት ዳግም ግዳይ…

ህዝቢ ወላይታ ኣብ ልዕሊ ብኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ ዉድብ ብልፅግና ተቓዉምኡ ከስምዕ ዉዒሉ፡፡

ኣብ ድሮ ኩቡር ብዓል ህዝቢ ወላይታ ‘ጊፋታ’ ሎሚ ብርክት ዝበሉ ንሕቶ ክልል ህዝቢ ወላይታ ኣለዓዒልኩም ኢኹም ዝተብሃሉ ላዕለዎት ሙሁራት ብሄረ ወላይታ ዉድብ ብልፅግና ንመንግስቲ ኢትዮጵያ…

“ደጊም ንህዝቢ እናንፀርፀርካ ኣብ ስልጣን ምፅናሕ ክሕሰብ ጥራሕ እንተይኮነ ክሕለም እውን ከምዘይብሉ ኩሉ ክፈልጥ ኣለዎ!!”

ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ሐዚ ድሕሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኮይኖም ምስተሾሙ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፡፡ ሙሉእ ትሕዝቶ መልእኽቶም ከምዘለዎ እንሆ፡፡”ደጊም ንህዝቢ እናንፀርፀርካ ኣብ ስልጣን ምፅናሕ ክሕሰብ ጥራሕ…

ሱዳን ድሕሪ 23 ዓመታት ኣብ ሑቡራት ኣመሪካ ኢምባሲኣ ብምኽፋት ኣምባሳደር ኣብ ሑቡራት ኣመሪካ ሸይማ፡፡

ሱዳን ድሕሪ 23 ዓመታት ንመጀመሪያ ግዜ ኣብ ሕቡራት ኣመሪካ ሱዳናዊ ኣምባሳደር ኑረዲን ሳቲ ምሻማ ስዒቡ ሓድሽ ዝተመዘዙ ኣምባሳደር ኑረዲን ሳቲ ብሓሙስ 17 መስከረም ናብ ፕረዚደንት…

ሱልጣን ሓንፈሬ ዓሊምራሕ ብዝሓደሮም ሕማም ኣብ መበል 74 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡

ሱልጣን ሓንፈሬ ዓሊምራሕ ብዝሓደሮም ሕማም ኣብ መበል 74 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም ዘለዉ ሕክምናዊ ሓገዝ ኽግበረሎም ድሕሪ ምፅናሕ’ዩ ፡፡ ስነ ስርዓት ቀብሮም ፅባሕ 11መስከረም…

“የመከላከያ ሰራዊት ህገመንግስትን የመጠበቅ እንጂ አምባገነናዊ የሆነ ቡድን የመጠበቅ ሃላፊነት የለውም!” ወ/ሮ ፈትለወርቅ ገ/እግዚኣብሄርየህወሓት ምክትል ሊቀመንበር፡፡

“መከላከያ ሃይላችን ሁላችን የምንኮራበት ታሪክ ያለው ለሃገራችን ሰላምና መረጋጋት ማረጋገጥ ብቻ ሳይሆን ከሃገራችን አልፎ ለተለያዩ ሃገሮችም ሰላማቸው እንዲሰፍን ከፍተኛ አስተዋፅኦ ያደረገ ነው። በሃገራችን ህዝቦች ያለው…

“ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሞንጎ ተሰሪቐን ዝነበራ ብርክት ዝበላ መካይን እታ ከተማ እተን 8 መካይን ምስ ዝጉሓልወን ኣካላት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣዉዒለ፡፡” – ኮምሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ፡፡

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሞንጎ ተሰሪቐን ዝነበራ ብርክት ዝበላ መካይን ነበርቲ እታ ከተማ እተን 8 መካይን ምስ ዝጉሓልወን ኣካላት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ…

“ፍርያት ምሻለ ኣብ ምቅላል ናብራ ሕብረተሰብ ልዑል ግደ ስለዘለዎ ንውሕስነት ምግቢ ትግራይ ንምውዓል ይስራሕ ኣሎ፡፡”- ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል፡፡

ፍርያት ምሻለ ኣብ ምቅላል ናብራ ሕብረተሰብ ልዑል ግደ ስለዘለዎ ንውሕስነት ምግቢ ትግራይ ንምውዓል ይስራሕ ከምዘሎ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል…

“ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ካብ ስልጣን ይተኣለ !”- መናእሰይ ወላይታ፡፡

ትማሊ ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ካብ ስልጣን ይተኣለ ክብሉ መናእሰይ ወላይታ ኣብ ጥቃ ቤት ፍርዲ ተረኺቦም ተቓዉሞኦም ኣስሚዖም፡፡እቶም መናእሰይ ንኣቦ ወንበር ዉድብ ብልፅግና ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ…

ተዓዋታይ ‘ብሪጅ ሜከር ኣዋርድ 2020’ ጀነራል ዳይሬክተር ዉድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ሽልማቶም ድሕሪ ሳልስቲ ኽቕበሉ’ዮም፡፡

ተዓዋታይ ብሪጅ ሜከር ኣዋርድ 2020 ዓ.ም.ፈ ጀነራል ዳይሬክተር ዉድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ብኣቆፃፅራ ኢትዮጵያ 12 መስከረም 2013 ዓ.ም. ኣብ ሃገረ ኖርወይ ኦስሎ ኣብ…