“‘ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ’ ንዝዘርግሖ ዙንቡዕ ዜና ይኣርም፡፡”-ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትገራይ፡፡

ማዕከን ዜና ብልፅግና ‘ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ’ ኣብ ትግራይ ድሕሪ 6 ኣዋርሕ ቋንቋ ግእዝ ትምህርቲ ክጅምር’ዩ ክብል ዘመሓላለፎ ዜና ካብ ሓቂ ዝረሓቐን ዙንቡዕ ዜናን ከምዝኾነ ቢሮ…

“ብድምፂ ህዝቢ ዝሰዓር እንተኾይነ መንበረ ስልጣነይ ብሰለማዊ መንገዲ ንምርካብ ድልዉ ኣይኮንኩን፡፡”- ፕረዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ፡፡

ኣብ ዝመፅእ ዘሎ ወርሒ ሕዳር ኣብ ዝግበር ሃገራዊ መረፃ ሑቡራት ኣመሪካ ብድምፂ ህዝቢ ዝሰዓር እንተኾይነ መንበረ ስልጣነይ ብሰለማዊ መንገዲ ንምርካብ ድልዉ ኣይኮንኩን ክብሉ ፕረዚዳንት ሑቡራት…

“ንኤርትራ ክህቦ ሓሰበዮ ዝነበርኩ ልዕሊ 50 ሚልዮን ዩሮ ገዲፈዮ’ለኹ፡፡”- ሕብረት ኣውሮፓ፡፡

ሕብረት ኣውሮፓ ንኤርትራ ክህቦ ሓሰብዎ ዝነበረ ልዕሊ 50 ሚልዮን ዩሮ ገዲፈዮ’ለኹ ክብል ኣፍሊጡ ዘሎ ኣብ ሃገረ ሆላንድ ዝመደበሩ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ንኤርትራውያን ኣንፃር ሕብረት ኣውሮፓ…

“ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ 6ይ ዙር መረፃ ክልል ትግራይ ኽድገም’ዩ፡፡”-አፈ ጉባዔ ታገሰ ጫፎ፡፡

ኣብ ክልል ትግራይ መረፃ ኣይካየድን፡፡ ንምክያድ ፈተነታት እንተተገይሩ ግን ዋእ…………ኢሎም ካሳብ ዝዓፍሩ ኸዕገርግሩ ዝኸረሙ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ብልፅግና ታገሰ ጫፎ ሎሚ ድማ “ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ…

“ኣይተ ልደቱ ኣያሌዉ ብ100 ሽሕ ብር ዋሕስ ኽፍትሑ ኣዚዘ’ለኹ፡፡”-ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቕ ሽዋ ፡፡

“ንዓና ዝእዝዘና ቤት ፍርዲ ዘይኮነስ ካልእ’ዩ፡፡”- ፖሊስ ዞባ ምብራቕ ሽዋ፡፡ፖለቲከኛ ኣይተ ልደቱ ኣያሌዉ ብ100 ሽሕ ብር ዋሕስ ኽፍትሑ ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቕ ሽዋ ዋላ’ኳ እንተወሰነ…

“ኣብ ኢትዮጵያ ሰማይ ዓሪጉ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልዉላዉ ጠንቁ መንግስቲ ኢትዮጵያ’ዩ፡፡”

“መንግስቲ ኢትዮጵያ ንጉድለት ሒሳቡ ሓደሽቲ ብር ብምሕታም ንምዉታፍ ብዘሰጎሞ ዘይቁኑዕ መስርሕ ቁጠባ ኢትዮጵያ ኽናጋዕ ገይርዋ’ዩ፡፡””መንግስቲ ንዜጋታቱ ገንዘብ ቀይሩ ኢሉ ኸገድዶ ይኽእል’ዩ፡፡ ኣብ ገንዘቡ ገደብ ከንብር…

ፕረዚዳንት ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ካብ መንበረ ስልጣኖም ክእለዩ ዝሓትት ንርእሰ ከተማ እታ ሃገር ከተማ ካይሮ ሓዊሱ ኣብ 5 ዝተፈላለያ ከተማ እታ ሃገር ቡርቱዕ ሰልፊ ተቓዉሞ ተወሊዑ፡፡

እቶም ንፕረዚዳንት ዓብደል ፈታሕ ኣልሲሲ ካብ መንበረ ስልጣኖም ንኽእለዩ ዝሓተቱ ሰልፍታት ተቓዉሞ ግብፃዉያን ኣብ ከተማታት ግብፂስዊዝ ፤ካፈር ኤል ዳዋር ፣ ናይል ዴልታ ፣ ካይሮ ፣…

ነፍስ ወከፍ ዜጋታቱ ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ካብን ናብን ምንቅስቓስ ዝደረተ ስርዓት ጃንዳ ህግደፍ ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ወርሒ ንጉዱድ ወተሃደራዊ ዕስክርና ንሳዋ ብሓይሊ ካብ ሞንጎ ዘዉረዶም ተምሃሮ እቶም 3 ብሰንኪ ውሕጅ ከምዝሞቱ ተገሊፁ፡፡

ስርዓት ጃንዳ ህግደፍ ካብ መፈለምትኡ መናእሰይ ደቆም ብሰንኪ ዘሎ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ናብ ሳዋ ንኸይወርዱ ስግኣቶም ብምግላፅ ስምዕተኦም ከብፅሑ ንዝፀንሑ ስድራቤት ፀማም እዝኒ ብምሃብ ደቆም…

“ዓፈና ዘንገሰን ሕገመንግስቲ ዘፍረሰን ዑሉል ገበነኛ ጃንዳ ብልፅግና ፤ መረፃ ሃገር ናይ ምምራሕ ዓቕሚ ተኽእሎን ሞራልን የቡሉን፡፡

ኣይተ ኣማንኤል ኣሰፋ ኣባል ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓትን ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይን፡፡ ዓፈና ዘንገሰን ሕገመንግስቲ ዘፍረሰን ዑሉል ገበነኛ ጃንዳ -መረፃ ሃገር ናይ ምምራሕ ዓቕሚ ተኽእሎን…

“መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰላምን ድሕነትን ዜጋታቱ ከዉሕስ ብዘይምኽኣሉ ሰለማዉያን ህዝቢ ይጭፍጨፉ ከምዘለዉ ኣረጋጊፀ’ለኹ፡፡” – ትካል ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ፡፡

ኣብዚ ሰሙን’ዚ ጥራይ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ብዝተፈፀመ ጃምላዊ መጥቃዕቲ ብዙሓት ሰባት ከምዝተቐተሉ፣ ኣካላዊ መጉዳእቲ ከምዝበፅሖምን ከምዝተጨወዩን ዝሓበረ ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ (ኢሰመጉ) ፤ መንግስቲ ኢትዮጵያ…

ኮነሬል ኣብይ ኣቦ ወንበር ብልፅግና ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ንትካላትትእምት ኢድ ነሲኦም ሸሊሞም፡፡

ኣቦ ወንበር ብልፅግና ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ንትካላት ትእምት መሶቦ ፣ ሱር ኮንስትራክሽን ፣ ጉናን መድሓኒት ፋብሪካ ኣዲስን እሙናትን ተኣመንትን ከፈልቲ ግብሪ ክብሉ ኢድ ነሲኦም ሸሊሞም፡፡ንትካል…

“ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ተናዊሑ ዝነበረ ሃገራዊ መረፃ ክካየድ ይኽእል’ዩ፡፡”-ሚኒስትሪ ጥዕና ኢትዮጵያ፡፡

ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ተናዊሑ ዝነበረ ሃገራዊ መረፃ ጥንቃቐ ብዝተመልኦ ክካየድ ከምዝኽእል ሚኒስትሪ ጥዕና ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስተር ሚኒስትሪ ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ሐዚ ንኣባላት…

ኣብ ገማግም ማእከላይ ባሕሪ ሊብያ ልዕሊ ዓቕሚ ዝፀዓነት ጃልባ ብምጣሓላ ብውሕዱ 24 ዘይሕጋዉያን ስደተኛታት ከምዝሞቱ ተገሊፁ፡፡

እታ ካብ ገማግም ማእከላይ ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሰትን ልዕለ፤ ዓቕሚ ዝፀዓነት ናይ ጎማ ጃልባ ኣብ ማእኸላይ ባሕሪ ብምጥሓላ ዛጊት ተረኺቡ ብዘሎ ሓበሬታ ናይ 24 ሰባት ህወይት…