“ኣብ ከተማ መቐለ ካብ 24 መስከረም ጀሚሩ ሃገር ለኸ ባዛርን ኢግዚብሽንን ከሰላሰል ተታሒዙ ዝነበረ መደብ ንስለ ክብሪ ስውኣትን ስድራ ስውኣትን ክበሃል መርሃ ግብሪ እቲ ኤግዚብሽን ኣናዊሐዮ’ለኹ።” ኣሰናዳእቲ ሃገር ለኸ ባዛርን ኤግዚብሽንን።

ሰላምና ነፅንዕ ዝዓነወት ትግራይ ዳግም ንህነፅ ብዝብል ቴማ ኣብ ከተማ መቐለ ካብ 24-30 መስከረም 2016 ዓ.ም ክካየድ መደብ ተታሒዙ ዝነበረ ሃገር ለኸ ኤግዝብሽንን ባዛርን ንስለ…

ክፍሊ ሕጊ ፓርላማ ዓባይ ብርጣንያ ናብ ቀወምቲ ኣባላት ሰብኣዊ መሰል ወድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝለኣኾ ፀብፃብ ፃንሒት መርማሪ ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ክናዋሕ ሓቲቱ ኣሎ::

20 መሰከረም 2016 ዓ.ም ( 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ) ንኽልተ-ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ደማዊ ኲናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀመ ገበን ኣብ ዝኾነ ክፋል…

“ኣብ ትግራይ ብዝተኻየደ ቁሉዕ ወራር ስዒቡ 290 ኣባላተይ ብግፍዒ ተረሺኖም 479 ኣባላተይ ድማ ስኣን ጉቡእ ሕክምናን ሕፅረተ ምግብን ከም ዝመቱ ኣረጋጊፀ ኣለኹ፡፡” – ማሕበር ጉድኣት ኵናት ትግራይ፡፡

እቲ ማሕበር ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣብ ትግራይ ብዝተኻየደ ጀኖሳይዳዊ ኵናት ስዒቡ 290 ኣባላት እቲ ማሕበር ብግፍዒ ዝተረሸኑ እንትኾኑ 479 ኣባላቱ ድማ ብስኣን ሕክምናን ምግብን ከም…