“ዴሞክራሲ ብውህብቶ ዘይኮነስ ብቓልሲ’ዩ ዝረጋገፅ” – ኣምባሳደር ወንድሙ ኣሳምነው።

ዴሞክራሲ ብውህብቶ ዘይኮነስ ብመስርሕ ቃልሲ ዝረጋገፅ ስለዝኾነ ንመሰልን መስርሕ ዴሞክራስን ብቃልሲ ንምርግጋፅ ሱታፌ ህዝቢ ክዓዝዝ ይግባእ ኢሎም። ኣምባሳደር ወንድሙ ሐዚ ኣብ ኖርዘን ስታር “መድረኽ ፅላል…

“ኣብ ወረዳታት ዞባ ማእኸል ትግራይ እዋኑ ካብ ዘይሓለወ ዝናብ ንምንጋፍ ዝኸኣለ ኹሉ ኣብ ሃይሃይታ ምእካብ ዝራእቲ ክነጥፍ ይግባእ። ” ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ማእኸል ትግራይ ኣይተ ሰለሞን መዓሾ ።

እቲ ሐዚ ኣብ መላእ ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ እዋኑ ዘይሓለወ ዝናብ ከም ዞባ ማእኸል ትግራይ ነቲ ፀገም ንምፍታሕ ህዝብን መንግስትን ተዋዲዶም ይሰርሑ ከምዘለዉን ኣብዚ እዋኑ ካብ…

ካብ ማሕበር ደቒ ኣንስትዮ ቨርጂንያ ኣመሪካ ንኣዴታት ትግራይ ኣጋጢምዎን ካብ ዘሎ ሓያል ሰነ ልቦናዊ መሃሰይቲ ተናጊፈን ናብ ስራሕቲ ንግዲ ክኣትዋ ዓሊሙ ገንዘባዊ ድጋፍን ስልጠናን ተዋሂብወን ።

(104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ) ከይዲ ስራሕ ርክብ ህዝብን ሓበሬታን ከተማ ሃገረሰላም ናብ 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ኣብ ዝላኣኮ ፀብፃብ ከምዝበሎ ኣብ ቨርጅንያ…

ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ

( 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ) ብስርቂ፣ ብጉሕለትን ብስኣን ሰናይ ምሕደራን ህዝብና ሰንሰን ዘብሉ ቆራዲድ ገፆም ይከወል ምባል ጥራሕ ከይኮነስ ካብ ዝኾነ ይኹን መሓውር…