Month: September 2023
ምርኢት ካርኒቫል ድሮ በዓል መስቀል ዓጋመ ኣብ ከተማ ዓዲግራት
+2 See insights and ads Boost post All reactions: 5656
ድምቀት በዓል መስቀል ዝኾነ ዓብዪ ጉያ መስቀል ዓጋመ ተሳሊጡ።
16 መሰከረም 2016 ዓ.ም (104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ )ኣብቲ ውድድር ብክልቲኡ ፆታ ደረጃ ንዝሓዙ ኣትሌታት ድማ ሽልማት ዝተበርከተሎም እንትኮውን ኣብቲ ዝተሳለጠ ዓብዪ ጉያ ካብ…
ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት፣ ማእኸል ፒያሳ _ እንዳስላሴ ኣርባዕተ ኪሎ ሜትሮ ዝሸፈነ ዓብዪ ጉያ በዓል መስቀል ዓጋመ ይሳለጥ ኣሎ።
16 መስከረም 2016 ዓ.ም እቲ ጉያ ብከንቲባ ከተማ ዓዲግራት ኣይተ ሰለሞን ሓጎስ፥ ኣትሌት ፌደረሽን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቢንያም ምሩፅ ይፍጠር፣ ኣትሌት የማነ ፀጋይን ካልኦት ኣመራርሓ…
ኣባላት ፀጥታ ካብ ወርሓዊ ራሽኖም ነክዮም ንዝተመዛበሉ ወገናትና መዉዓሊ ኣዉደኣመት ሓገዝ ኣበርኪቶም።
16 መስከረም 2016 ዓ/ም ኣብ ዞባ ደቡብ ፣ ደቡብ ምብራቕን ከባቢ መቐለን ዝርከቡ ኣባላት ፀጥታ ካብ ቀለቦም ብምንካይ ኣብ የጭላ፣ መኾንን መቐለን ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ወገናት…
ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ንኣምባሳደር ስፔይን ኣብ ኢትዮጵያ ማኑኤል ሳላዛር ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦምዎም፡፡
16 መስከረም 2016 ዓ/ም ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳን ኣምባሳደር ማኑኤል ሳላዛርን ሎሚ 15 መስከረም 2016 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሐፈት ፕረዚደንት ዝተመያየጡ ኮይኖም፣ እዋናዊ ኩነታት ክልልና ብዝምልከት…
ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ትግራይ ሸኽ ኣደም ዓብደል ቓድር መበል 1498 ዓመት በዓል መዉሊድ ነብዩ መሓመድ ምኽንያት ብምግባር ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም፡፡
16 መስከረም 2016 ዓ/ም ህዝበ ሙስሊም በዓል መውሊድ ነብዩ መሓመድ እንተኽብር ዘለዎ ብምክፋልን ብምትሕግጋዝን ክኸውን ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ትግራይ ሸኽ ኣደም ዓብድልቓድር…