ጉዱስ ትግራዋይ ኣይተ ኣንገሶም ሃይለ ን200 ተምሃሮ ንነፍስወከፎም ሓደ ሓደ ደርዘን ደፍተር ለጊሶም። admin September 1, 2023 26 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ጉዱስ ትግራዋይ ወናኒ ፋብሪካ ምስማርን ቆሮቆሮን ማና ዝኾኑ ኣይተ ኣንገሶም ሃይለ ኣብ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ጣብያ ሃርያ ንዝርከቡን ኣበርክቶ ትሑት… Continue Reading
ኣብሃገረ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣብ ዝተሰላሰለ መበል 19 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለምና ውፅኢት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት ትማሊ ምሸት ስነስርዓት መደብ ምሃብ ኣፍልጦን ሽልማትገንዘብን ተኻይዱ። admin September 1, 2023 ብመሰረት እዚ ወርቂ ንዘምፅኡ አትሌታት 60,000 ብር፣ ብሩር ንዘምፅኡ 40,000 ብር፣ ንሓስ ንዘምፅኡ ድማ 30,000 ብር ተሸሊሞም። አትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብቲ ስነስርዓት ሽልማት ኣብ ዘስመዐቶ… Continue Reading
ትካል ዊሊንግ ኦፍ ሂሊንግ ብሰንኪ ኲናት ንዝዓነዋ ትካላት ጥዕና ብልዕሊ 18 ሚልዮን ብር ናውቲ ሕክምና ለጊሱ። admin September 1, 2023 25 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ዊሊንግ ኦፍ ሂሊንግ ዝተብሃለ ኣብ ጥዕና ኣዴታትን ህፃናትን ዝነጥፍ ገባሪ ሰናይ ትካል ኣብ ትግራይ ዝተፈፀመ ወራር ስዒቡ ኣብ ትካላት ጥዕና ብዘካየዶ… Continue Reading
ኮንሰርት ኮርያ ኣብ ከተማ መቐለ! admin September 1, 2023 25 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣብ ትሕቲ ዓውደ ውግእ ዝነበረ ስነኣእምራውን ስነልቦናውን ሃስያ ከመይ ክስዕርር ከምዘለዎ ንተሞኩሮ ሃገረ ኮርያ ከምኣብነት ዘጣቐሰ መድረኽ መነቓቕሒ ብጉጅለ ኮንሰርት ኮርያ… Continue Reading
ጊዝያዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ምስ ዝርከቡ ወነንቲ ወልቀ ኣብያተ ትምህርቲ ይዛተ’ሎ። admin September 1, 2023 25 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ጊዝያዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ምስ ዝርከቡ ወነንቲ ወልቀ ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ኣጀማምራ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ/ም ኣድሂቡ መድረኽ… Continue Reading