ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝፍፁም ዘሎ ግፍዓዊ ቅትለት ይብርኽ ከምዘሎ ተገሊፁ። admin August 30, 2023 23 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣብ ጉዳይ ግፍዓዊ ቅትለት ዘዉዱን ካልኦት ደቂ ኣንስትዮ ነብሰፆራት ከይተረፈ ዝፍፀም ዘሎ መናውራ ግፍዓዊ ቅትለት ኣብ ዘተሓሳስብ ጉዳይ ስለዝርከብ ገበነኛታት ናብ… Continue Reading
ሕዚ ኣብ ኣኽሱም ዓይኒ ዋሪ – ዝኽረ ሰማእታት !! admin August 30, 2023 23 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣቕዲማ ኩለመዳያዊ ምድላዋታ እናወገነት ዝቐነየት ከተማ ኣኽሱም እንሆ ሎሚ ኣብ ድሮ በዓል ዓይኒ ዋሪ ኣጋምሸት ድማ ምእንተ ሃለዋትን ደሕንነትን ኢሉውን ዝተሰውኡ… Continue Reading
ብልዕሊ 400 ሽሕ ብር ወፃኢ ዝተዓደጉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ትምህርቲ ንኣስታት ሓደ ሽሕ ተምሃሮ ተኸፋፊሉ። admin August 30, 2023 23 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝነባርነቶም ኣባላት ትካል ገባሪ ሰናይ ብሩህ ተስፋን ኣባላት ጉጅለ ኤሞን ብሰናይ ፍቓዶም ንዝዓደግዎ ናዉቲ ትምህርቲ ተምሃሮ ኣብ… Continue Reading
“ኣብ ወሰኽ ክፍሊት ትምህርቲ ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ ዘሎ ጉዳይ ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ክወስደሎም’ዩ።” – ቢሮ ትምህርቲ። admin August 30, 2023 23 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ሕቶታት ነጠፈቲ ማሕበራዊ ሚድያን ምላሽ ቢሮ ትምህርትን! ኣብ ዝሓለፈ እዋን ንቢሮ ትምህርቲ ትግራይ እንታይ ክንሓተልኩም ኢልና ብመሰረት ዘቕረብናልኩም ዕድመ ንሕቶታትኩም ቢሮ… Continue Reading
ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዘውዱ ሃፍቱ ብጭካነ ዝተፈፀመ ቅትለትን ኢሉ ድማ ኣብ ልዕሊ ሓደ ቤት መሰተ ብነታጊ ዝተፈፀመ መጥቃዕትን ዕሙቕ ዝበለ ምርመራ ክግበረሉ ትካል ፈንድ ረድኤት ሓደጋ ትግራይ ፀዊዑ ኣሎ። admin August 30, 2023 23 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ( 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ) ኣብ እዋን ፀገም ንህዝቢ ትግራይ ሓገዝን ደገፍን ንምሃብ ዝተጣየሸ ትካል ፈንድ ረድኤት ሓደጋ ትግራይ… Continue Reading
“ዝግበአና መሰል ይተሓለወልና!” – ኣባላት ሰራዊት ትግራይ ዝነበሩን ብሰንኪ ኣካላዊ ሃስያ ናብ ስድረኦም ተመሊሶም ዝነበሩን። admin August 29, 2023 23 ነሓሰ 2015 ዓ.ም እዞም ሎሚ ኣብ ከተማ መቐለ ብሰለማዊ ሰልፊ መሰልና ይተሓለወልና ኢሎም ናይ ዝሓቱ ዘለው ወገናትን ምላሽ ዝምልከቶ ኣካልን ኣብ ቀፃሊ ከነቕርቦ ኢና። Continue Reading
“ኩለመዳያዊ ፀገማትና ዝፍታሕ ውሽጣዊ ዓቅምታትና ብምጉልባት ግልፅን ቁኑዑን ዝኮነ መሪሕነት ብምፍጣር’ዩ!” – ከንቲባ ከተማ መቐለ ኣይተ ይትባረክ ኣምሃ። admin August 29, 2023 23 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ከንቲባ ከተማ መቐለ ኣይተ ይትባረክ ኣምሃ ሎሚ ረፋድ ኣባላት ቤት ምኽርን ኣመራርሓን ቦርድ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዞባ መቐለ ኣብ ዓመተ 2016… Continue Reading
ሕብረት ኣውሮፓን ኣባላቱን ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ተጋሩ ዝተፈፀሙ ኩሎም ገበናት ግቡእ ምርመራ ክግበረሎም ፀቅጢ ከሕድሩ ኣለዎም ። admin August 29, 2023 23 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ትካል ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ሂዩማን ራይትስ ዎች ;;;;;;;;;;;;;;;;;;;;;;;;;;;;;; (104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ) እቲ ብዳይሬክተር ትካል ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ሂዩማን… Continue Reading
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዞባ መቐለ ብዛዕባ ቀፃሊ መደባቱ ሐዚ ይዝቲ’ሎ። admin August 29, 2023 ኣባላት ቤት ምኽርን ኣመራርሓን ቦርድ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዞባ መቐለ ኣብ ዓመተ 2016 ዓ.ም. ከሰላስሎም ንዝሓዞም መደባት ኣድሂቡ ሐዚ ይዝትየሎም ኣሎ። ኣባላት ቤት ምኽርን ኣመራርሓን… Continue Reading
ዑደት ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ኣብ ኣዲስ ኣበባን ናይሮቢን ። admin August 29, 2023 23 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ( 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ) ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ኣብ ኬንያን ኢትዮጵያን ዑደት ይገብሩ… Continue Reading