ዩኒቨርሲቲ መቐለ ሎሚ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ !! admin August 2, 2023 26 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዝተፈፀመ ቅሉዕ ወራር ስዒቡ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ጠጠው ኣቢሉ ዝፀንሐን ዕንወት ዘጋጠሞን ዩንቨርሲቲ መቐለ ድሕሪ ሰለስተ ዓመታት ሎምዓቲ… Continue Reading
ዓለም ለኸ መዓልቲ ጡብ ምጥባው ካብ 25 ሓምለ ክሳብ 01 ነሓሰ 2015 ዓ/ም ከምዝኽበር ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡ admin August 1, 2023 25 ሓምለ 2015 ዓ.ም ዓለም ለኸ ሰሙን መዓልቲ ጡብ ምጥባው “ኣዴታት ብምሕጋዝ ጡብ ንምጥባው ምችው ኩነታት ንፍጠር!” ብዝብል መሪሕ ቃል ንሓደ ሰሙን ዝኣክል ከምዝኽበር ቢሮ… Continue Reading
ስቓይ ህዝቢ ትግራይ ሐዚ እውን ይቅፅል ኣሎ። admin August 1, 2023 25 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣብ ዩኒቨርስቲ ኖርወይ ናይ ነርቭ ሳይንቲስት ፕሮፌሰር ቶኒ ማጋና ( 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ) ኩናት ትግራይ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን… Continue Reading
ጋዜጣዊ መግለፂ ዉድብ ናፅነት ትግራይ admin August 1, 2023 ብኣሻሓት ዝቁፅር ኣብ መዕቆቢ ዝርከብ ዝተሰደደ ህዝብና መዓልታዊ ኣደዳ ጥሜትን ሞትን ይከውን ብምህላዉ ብኩሉ ዓቅምና ሂወት ናይ ምድሓን ስራሕ ንስራሕ ክብል ውድብ ናፅነት ትግራይ ፃውዒት… Continue Reading
ኣሸንዳ ፥ ማርያ ፥ ዓይኒዋሪ ኣብ ትግራይ !! admin August 1, 2023 25 ሓምለ 2015 ዓ.ም ክብርታት በዓል ኣሸንዳ ፣ ማርያ ፥ ዓይኒዋሪ ብዝሓለወ መልክዑ “በዓል ኣሸንዳ ንሰላምን ንሕውየትን “ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እቲ በዓል ንምብዓል ምድላዋት ይውገን… Continue Reading
ኣብ ልዕሊ ትካላት ትእምት ተነቢሩ ዝነበረ እግድ ክላዓል ብቤት ፍርዲ ተወሲኑ !! admin August 1, 2023 25 ሓምለ 2015 ዓ.ም ንኩናት ትግራይ ስዒቡ ኣብ ትሕቲ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት) ናይ ዝመሓደራ 21 ትካልት ንግዲ ትእምት ተነቢሩ ዝነበረ እግድ ንክላዓል ላዕለዋይ… Continue Reading