“ዞባ ካፋ ባዕሉ ክኢሉ ብደረጃ ክልል ንኽዉደብ ቤት ምኽሪ እታ ዞባ ብሙሉእ ድምፂ ወሲኑ፡፡”መምርሒ ጉዳያት ርክብ ህዝቢ ዞባ ካፋ፡፡

ኣብ ትሕቲ ክልል ደቡብ ክመሓደር ዝፀንሐ ዞባ ካፋ ፤ ዞባ ካፋ ምዃኑ ተሪፉ ባዕሉ ክኢሉ ብደረጃ ክልል ንኽዉደብ ቤት ምኽሪ እታ ዞባ ብሙሉእ ድምፂ ወሲኑ፡፡ኣብ…

“ኣብ መስርሕ ምቕያር ብር ዝኾነት ትኹን ገንዘብ ህዝቢ ከይትባኽን ኩሉ ሓላፍነታዊ ጉቡኡ ክፍፅም ኣለዎ፡፡” – ዓለም ለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ፡፡

ኣብ መስርሕ ሓድሽ ምቕያር ብር ዝኾነት ትኹን ገንዘብ ህዝቢ ብዘይምቕያራ ከይትባኽን መንግስታዉን ዘይመንግስታዉን ኣካላት ሓላፍነታዊ ጉቡኦም ኽፍፅሙ ከምዝግባእ ዓለም ለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ዓለም…

ለመከላከያ ሰራዊት የቀረበ የሀገርና ህዝብ ኣድን ጥሪ !

“…የኢፌድሪ መከላከያ ሰራዊት ኣገሪቱንም ራሱንም ከታሪክ ተጠያቂነት ማዳን ኣለበት…!”…የሪፓብሊካን ጋርድ ተብሎ የሚጠራው ቅልብ ድልብ የብልፅግና ባለስልጣናት ጠባቂዎች ከሻዕቢያ ወታደሮችና ሰላዮች ጋር በማበር በጭቁኑ የኢትዮጵያ ህዝብ…

ኣብ መላእ ሃገረ ግብፂ ኣብ ልዕሊ ፕረዚዳንት ኣልሲሲ ዘቕነዐ ቡርቱዕ ተቓዉሞ ከም ብሓድሽ ተወሊዑ፡፡

ፕረዚዳንት እታ ሃገር ኣልሲሲ ንግብፂ ናብ ዘየድሊ ታሕሚስ ከእትዉዋ ኣብ ልዕሊ ዝሃቀኑ ዜጋታት ስጉምቲ ከምዝወስዱ ዋላ’ኳ እንተተሓነዩ ህዝቢ እታ ሃገር ግን ኣብ ሙሉእ እታሃገር ሓድሽ…

ኣባል መረፃ ቦርድ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ዶ/ር ጌታሁን ካሳ ንዝነበሮም ስራሕን ሓለፍነትን ራሕሪሖሞ፡፡

ኣባል መረፃ ቦርድ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ዶ/ር ጌታሁን ካሳ ብገዛእ ፍቓዶም ንዝነበሮም ስራሕን ሓለፍነትን ብሰናይ ፍቓዶም ራሕሪሖሞ ዘለዉ ካብ ሎሚ ጀሚሮም’ዮም፡፡ዶ/ር ጌታሁን ካሳ ቅድም ክብል ሓላፊ…

አድሏዊ የፍትህ ገመድ ይህችን ሀገር ጠላልፎ ቢጥላት እንጂ አያሻግራትም!!!

በራፍኤል አዲሱ (ዘብሄረ ወላይታ) “የፍትህ ስርዓቱን ጠምዝዘህ የህዝብን ህገመንግስታዊ መብትና ስልጣን በሀይል ለመደፍጠጥና የፖለቲካ ተፎካካሪዎችን ለማዳከም እንደ ፖለቲካ ጅራፍ እየተጠቀምክ ስለፍትህ: የህግ የበላይነትን ስለማስከበር: ሀገራዊ…

“ኣብ ዝሓለፉ 2 ዓመታት ኣብ ኢትዮጵያ ልዑል ጠለብ ዕዳጋ ዝነበሮ ንብረት ‘ካዝና’ እዩ፡፡”

“ካብ 2006 ዓ.ም. ንድሓር መንግስቲ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ንሕፅረት ገንዘብ ንምዉታፍ በብእዋኑ ብር እንዳሐተመ ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓመታት ናብ ዕዳጋ ዝዘርግሖ መጠን ብር ናብ 888 ቢልዮን…

“ናይ ሎም ዘበን ብዓል “ጊፋታ” ወላይታ ንዝኽሪ ስለ ኽብሪ ህዝቢ ወላይታ ንዝተሰውኡ ዉዒሉ፡፡” ወላይታ ሚድያ ሃዉስ፡፡

ብልዑል ፅምብልን ሓጎስን ዝኽበር ዝነበረ ስነ ስርዓት ብዓል ጊፋታ ወላይታ ሎም ዘበን ንስለ ኽብሪ ህዝቢ ወላይታ ክብሉ ብኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ብኣልማማ ንዝተረሸኑ 36 መላምል መናእሰይን…

ኣቦ ወንበር ብልፅግና ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ትሕቲ ዞባ መተከል ዝርከባ 5 ወረዳታት ኣብ ትሕቲ ህፁፅ ወተሃደራዊ ምሕደራ (ኮማንድ ፖስት)ኽወድቃ ወሲኑ፡፡

ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ጌታሁን ኣብዲሳ ከምዝገለፅዎ ኣብ ዞባ መተከል ዝርከባ 5 ወረዳታት ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ትሕቲ ወተሃደራዊ ምሕደራ ንኽፀንሓ ዉድብ ብልፅግና…

ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ብዓይኒ ማዕከን ዜና ‘ETHIO 360 “ጃህራ ዘረባ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ‘ፍርሒ’ ዝወለዶ ዘረባ’ዩ፡፡

ብርሃኑ ጁላ ዝዛረቦ ኩሉ ካብ ርእሰ ምትሓት ዝምንጩ’ዩ፡፡ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ፈላጥን ክኢላን ንምምሳል ዝዛረብ፡፡ ብዝተዛረበ ቑፅሪ ዝጋገ ጀነራል፡፡ንዉሽጣዊ ወተሃደራዊ ዓቕሙ ዘይምጥን ማዕርግ ጀነራል ዝተሸከመ-ሸኽሚ ሃገር፡፡ዝኾነ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዓሲሉ ንዘሎ ዘይሩጉዕ ፖለቲካዊ ህይወት ስዒቡ ጃምላዊ ማእሰርትን ቕትለትን ኣደብ ኽግበሮ ኣብ ልዕሊ ኮነሬል ኣብይ ዘቕነዐ ፀቕጥታት ይሕይል ኣሎ፡፡

ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ኣቦ ወንበር ዉድብ ብልፅግና ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ዓሲሉ ዘሎ ዘይሩጉዕ ፖለቲካዊ ቅልዉላዉን ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ደቂ ሰባትን ብዘላቕነት ንምፍታሕ መንግስቲ ሑቡራት ኣመሪካ…

ሓድሽ ወረቐታዊ ብር ኢትዮጵያ ፀገም ሕትመት ከምዘለዎ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣሚኑ፡፡

ቢቢሲ ዘዘራረቦም ዳይሬክተር ምምሕዳር ገንዘብ (ከረንሲ) ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣበበ ሰንበቴ ከምዝገለፅዎ እቲ ሓድሽ ወረቐታዊ ብር ኢትዮጵያ ፀገም ሕትመት ከምዘለዎ ድሕሪ ምእማኖም እቲ ፀገም…

“ሓድሽ ወረቐታዊ ብር ዝተቐየረ ንክልል ትግራይ ንምምብርካሕ ተወጢኑ ብመንግስቲ ብልፅግና ዝተፈፀመ ፖለቲካዊ ሽርሒ መጥቓዕቲ’ዩ፡፡” ሙሁርን ብዓል ሞያን ስነ ቑጠባ ኣይተ ሑሴን ዋቤ፡፡

ሙሁርን ብዓል ሞያን ስነ ቑጠባ ኣይተ ሑሴን ዋቤ ምስ ኦኤምኤን ኣብ ዘካየድዎ ቃለምልልስ ከምዝገለፅዎ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ’ዚ ሐዚ እዋን ብሃረባ ሃረባ ተቐይሩ ዘሎ ሓድሽ ወረቐታዊ…