ሃገራት እስራኤልን ኢማራት ዓረብን ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪካን ወሽመጥ ኤደንን ዝስልል መዓስከር ስለያ ክሃንፃ ተሰማሚዐን፡፡ fm-mekelle August 31, 2020 ብሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝተማእከለ ዝምድና እስራኤልን ኢማራት ዓረብን ንምምሕያሽ ክካየድ ዝፀንሐ ክልትኣዊ ዘተ ፣ እስራኤል ምስፋሕ መሬት ናብ ምዕራባዊ ከበሳታት ደው ከተብልን ኣብ የመን መዓስከር… Continue Reading
ኮምሽን መረፃ ትግራይ ኩሎም ኣብ 6ይ ዙር መረፃ ክልል ትግራይ ንዝሳተፉ ኩሎም ዉድባት ፖለቲካ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣመሓላሊፉ፡፡ ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ ኣገዳሲ ሓበሬታ ከምዘለዎ ከነቕርቦ፡፡ fm-mekelle August 30, 2020 ኣገዳሲ ሓበሬታ! ንዝምልከተኩም ተወዳደርቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ክተስተባህልዎ ዝግባእ ሓበሬታ! ክፍሊ ክልተ ጐስጓስ መረፃ ከይካየደሎም ዝተኸልከሉ ቦታታት ዓንቀፅ 5. ዝተኸልከሉ ቦታታት ኣብዞም ዝስዕቡ ቦታታት ጐስጓስ ምረፁኒ… Continue Reading
መንግስቲ አሜሪካ ንኢትዮጵያ እትገብሮ ዝነበረት ሓገዝ ገንዘብ ንገለ ክፋሉ ደዉ ከምዘበለት ኣፍሊጣ፡፡ fm-mekelle August 28, 2020 መንግስቲ አሜሪካ ንኢትዮጵያ እትገብሮ ዝነበረት ሓገዝ ገንዘብ ንገለ ክፋሉ ደዉ ከምዘበለት ኣፍሊጣ ዘላ ብሱቱር ምስ ቀዳማይ ሚኒስት ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ተራኺቦም ምግሳፆም ስዒቡ ሚኒስተር ሚኒስትሪ… Continue Reading
ኣብ ምብራቓዊ ሃገረ ሱዳን ከሰላ ኣብ ዝተወለዐ ሓድሽ ግጭት ብውሕዱ ሓደ ሰብ ተቀቲሉ ኣስታት 20 ድማ ከምዝቖሰሉ ተሓቢሩ፡፡ fm-mekelle August 28, 2020 እቲ ዝተወልዐ ጎንፂ ኣብ ሞንጎ ደገፍቲ ናይቲ ካብ ቀቢላ ቢን ዓምር ኣማሓዳሪ ከተማ ከሰላ ኮይኑ ዝተመዘዘ ሳልሕ ዓማርን ተቓወምቱ ሃደንደዋን ከምዝኾነን መንግስቲ ሱዳን ንቲ ዝተወልዐ… Continue Reading
“ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ 2 ነጥቢ 6 ሚልዮን ንመረፃ ዝተመዝገበ ህዝቢ ካርዲ መረፃ ሒዙ፡፡”- ኮምሽን መረፃ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፡፡ fm-mekelle August 27, 2020 ማዕከናት ዜና ዓለም ን6ይ ክልላዊ መረፃ ትግራይ ብናፅነት ንቲ ከይዲ መረፃ ንትዕዝብተን ክፅብፅባ እቲ መድረኽ ክፉት’ዩ ክብል ኮምሽን መረፃ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡ 6ይ… Continue Reading
“ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ስርሑ ደው ኣቢሉ፡፡”-ቢቢሲ፡፡ fm-mekelle August 26, 2020 ኣብ ሎንዶን ዝርከብ ኢምባሲ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ኣብቲ ኤምባሲ ተቓውሞ ዘስምዑ ዘለዉ ኢትዩጵያውያን ስርሑ ደው ከምዝበለ ቢቢሲ ገሊፁ። ኢምባሲ ኢትዩጵያ ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ሎሚ ኣብ ትዊተር… Continue Reading
ፈኸምታ ቃልሲ ህዝቢ ኦሮሞ ሐዝዉን ይቕፅል ኣሎ! fm-mekelle August 24, 2020 ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ኣብ ነፍስ ወከፍ ጎደናታት ኣብ ዝርከቡ ቃልዕ መንደቓት ፤ እሱራት ፖለቲካ ንኽፍትሑ ዝሓትት ብኣዉሩኡ ኽኣ ኣቦ ወንበር ዉድብ ብልፅግና ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ… Continue Reading
“ ኣብ መንጎ ተነሓናሕቲ ውድባት ፖለቲካ ትግራይ ዝተገበረ ፈላማይ ዕላዊ መድረኽ ክትዕ ብዓወት ተዛዚሙ፡፡” ኮሚሽን መረፃ ትግራይ፡፡ fm-mekelle August 24, 2020 ኣብ መኽፈቲ እቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተኻየደ መድረኽ ክትዕ ተረኺቦም መኽፈቲ ዘረባ ዘስምዑ ኮምሽነር ኮምሽን መረፃ ትግራይ መምህር ሙሉወርቅ ኪዳነማርያም እቲ መድረኽ ናይቲ ክካየድ ዝቀነየ ጎስጓስ… Continue Reading
ፈኸምታ ቃልሲ ህዝቢ ኦሮሞ ሐዝዉን ይቕፅል ኣሎ! August 24, 2020 ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ኣብ ነፍስ ወከፍ ጎደናታት ኣብ ዝርከቡ ቃልዕ መንደቓት ፤ እሱራት ፖለቲካ ንኽፍትሑ ዝሓትት ብኣዉሩኡ ኽኣ ኣቦ ወንበር ዉድብ ብልፅግና ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ… Continue Reading
“ሱዳን ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት’ያ” ዝበሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ሱዳን ካብ ስልጣኖም ተሰጕጎም፡፡ August 24, 2020 “ሱዳን ኣብዚ ቀረባ ግዜ ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት’ያ” ዝበሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ዝነበሩ ኣምባሳደር ሓይደር ባዳዊ ሳድቅ ካብ መዝነቶም ከምዝተሰጎጉ ሚኒስትሪ… Continue Reading
ኣብ ኤርትራ ብሰንኪ ዘሎን ዘይዛረየን ቀፃሊ ዋሕዚ ስደት ስዒቡ ኣጋጢሙ ንዘሎ ከቢድ ዋሕዲ ሰብ ሞያ መማህራን ኣብ ሳዋ ክስልጥኑ ብዝፀንሑ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ንምትካእ መንግስቲ እታ ሃገር ወሲኑ። fm-mekelle August 20, 2020 እቶም ዝበዝሑ ኣብ ናይ መባእታን ማእከላይን ኣብያተ ትምህርቲ ዝምደቡ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ከምቶም ቅድሚኦም ዝነበሩ ሓያሎ ዙርያታት፣ ብዘይብቁዕ ሞያዊ ስልጠናን እኹል መተባብዒን ናብ ምምህርና ክዋፈሩ… Continue Reading
“ሱዳን ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት’ያ” ዝበሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ሱዳን ካብ ስልጣኖም ተሰጕጎም፡፡ fm-mekelle August 20, 2020 “ሱዳን ኣብዚ ቀረባ ግዜ ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት’ያ” ዝበሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ዝነበሩ ኣምባሳደር ሓይደር ባዳዊ ሳድቅ ካብ መዝነቶም ከምዝተሰጎጉ ሚኒስትሪ… Continue Reading