ኣብ ማልታ ኤርትራዉያን ዝርከብዎም ሃንደበት ካብ ምጥሓል ባሕሪ ዝደሓኑ ዘይሕጋዉያን ስደተኛታት እቶም ዝበዝሑ ግዳይ መልከፍቲ ቫይረስ ኮሮና ኮይኖም ተረኺቦም፡፡ fm-mekelle July 29, 2020 ማልታ ሃንደበት ካብ ሞንጎ’ቶም ካብ ምጥሓል ባሕሪ ዘድሓነቶም 94 ዘይሕጋዉያን ስደተኛታት ብዝተገበረሎም ምርመራ ቫይረስ ኮሮና እቶም 65 ግዳይ መልከፍቲ ቫይረስ ኮሮና ኮይኖም ተረኺቦም። ቢቢሲ ሎሚ… Continue Reading