ኤርትራ እሱራት ፖለቲካ ክትፈትሕን ግፋ መንእሰያት ደው ከተብልን ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ፀዊዑ፡፡ fm-mekelle June 9, 2020 መንግስቲ ኤርትራ ኣብ መዳይ ሰብኣዊ መሰላት ምምሕያሽ ከርኢ ከምዘይከኣለ ብምንፃር እሱራት ፖለቲካ ኤርትራ ብህፁፅ ክፈትሕን ግፋ መንእሰያት ድማ ብቑልጡፍ ደው ከብልን ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ፀዊዑ፡፡… Continue Reading
“ካብን ናብን ምንቅስቓስ ደቂሰባት ዞባታት ትግራይ ካብ ፅባሕ ባሕቲ ሰነ 2012 ክላዓል’ዩ፡፡” ዶ/ር ደብሪፅ፡፡ fm-mekelle June 6, 2020 ኣካቢ ኮማንድ ፖሰት ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል -ንምክልኻልን ንምግታእን ቫይረስ ኮሮና ክበሃል ካብን ናብን ዞባታት ተነቢሩ ዝነበረ ምድራት ምንቅስቓስ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ህዝቢ ካብ ፅባሕ ባሕቲ… Continue Reading
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብምኽንያት ዝርገሐ ቫይረስ ኮረና ዝተቛረፀ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝትኽእ ሞባይል ሆትላይን ተተኣታቱ ምህላዋ ኣፍሊጣ፡፡ fm-mekelle June 6, 2020 ማሕበር ልምዓት ትግራይ ማሕበረሰብ መሰረት ዝገበረ ምዕባይ ክእለት ምንባብን ምፅሓፍን ትኹረት ብምግባር ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ራብዓይ ክፍሊ ዝምሃሩ ተምሃሮ ዝርብሕሉ… Continue Reading
ሚኒስተር ሚኒስትሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ሃገረ ደቡብ ሱዳን ዝነበሩ ጆን ሉክጆክ ብቫይረስ ኮሮና ዓሪፎም፡፡ fm-mekelle June 3, 2020 ካብ ሞንጎ ግዳይ መልከፍቲ ረኽሲ ቫይረስ ኮሮና ዝነበሩ ሚኒስተር ሚኒስትሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ሃገረ ደቡብ ሱዳን ዝነበሩ ጆን ሉክጆክ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝዓረፉ ንማዕከናት ዜና ደቡብ… Continue Reading
ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ዝተውሃበ መግለፂ fm-mekelle June 1, 2020 ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ካብ 15 ክሳብ 22 ግንቦት 2012 ኣብ ዘካየዶ ኣኼብኡ ብቕልጡፍ እናተለዋወጠ ዝመፅእ ዘሎ ኩነታት ዓለም፣ ከባቢናን ሃገርናን ሓዊሱ ጉዳያት ሰላምን ድሕነትን ክልልና፣… Continue Reading