ኣብ ካዛኪስታን 98 ተሳፈርቲ ፅዒና እትጎዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ምውዳቓ ስዒቡ ብውሑዱ 14 ሰባት ከም ዝሞቱ ሰብ መዚ እታ ሃገር ሓቢሮም። fm-mekelle December 27, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 17/04/2012እታ ነፋሪት ካብ ከተማ ኣልማቲ ተበጊሳ ናብ ርእስ-ከተማ ካዛኪስታን ኑር-ሱልጣን ክትበርር ምስተበገሰት ኣብ ውሽጢ ሒደት ደቓይቕ ወዲቓ ከምዝተሓምሸሸት ተገሊፁ። እታ ነፋሪት ክትበርር ከላ እቲ… Continue Reading
ነበር ኣፈፃሚት ስራሕ ኮርፕሬሽን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኢንጅነር ኣዜብ ኣስናቀ ክሲ ተመስሪቱለን፡፡ fm-mekelle December 27, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 17/04/2012ኣብ መዝገብ ክሲ ኢንጅነር ኣዜብ ኣስናቀ ነበር ምክትል ዋና ዳይሬክተር ሜቴክ ኮሌኔል ሙሉ ወልደገብርኤል ሓዊሱ 50 ሰባት ተኻቲቶም ኣለው፡፡ እቲ ክሲ ምስ ቆጥቋጥ ዓብይ… Continue Reading
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቦይንግ ዴኒስ ሙይለንበርግ፤ ካብ ሓላፍነቱ ተሰጓጉ፡፡ fm-mekelle December 24, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 14/04/2012 ዴንስ ሙይለንበርግ ካብ መዝነቱ ተባሪሩ ዘሎ ብመንገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ማልዥያን ዝውነና ቦይንግ 737 ማክስ ነፈርቲ ኣብዚ ዓመት ናይ ምውዳቕ ሓደጋ ምስኣጋጠመንን ህይወት ኣብተን… Continue Reading
ንኤርትራ ዝተልኣኸት ጉጅለ ሙዚቃ ኢትዮጵያ ምርኢታ ንኸተቋርፅ ትግደድ ከምዝነበረት ተገሊፁ ፡፡ fm-mekelle December 24, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 14/04/2012ብሚኒስተር ድኤታ ባህልን ቱሪዝምን ሃገርና ዝተመርሐ 60 ኣባለት ዝሓዘት ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ቡዙሕ ሰብ ከምዘየለን ኣብ መድረኽ ምርኢቶም የርእይሉ ኣብ ዝነበርሉ እዋን… Continue Reading
ንጋዜጠኛ ጀማል ካሾጊ ዝቐተሉ ብሞት ኽቕፅዑ ተወሲኑ፡፡ fm-mekelle December 24, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 14/04/2012 ስዑዲ ዓረብ ኣብ ገበን ቅትለት ኢድ ኣለዎም ንዝበለቶምን ጉዳዮም ብሕጊ ክረአ ካብ ሞንጎ መሪሓቶ ናይ ዝፀንሐትን 15 ጡርጡራት እቶም ሓሙሽተ ብሞት ኽቕፅዑ ላዕለዋይ… Continue Reading
7 ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ኡጋንዳ ከምዝተረፉ ተረጋጊፁ fm-mekelle December 24, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 14/04/2012 ኣብ ኡጋንዳ ክካየድ ኣብ ዝቐነየ ውድድር ሴካፋ ቻለንጅስ ዓመተ 2019 ካብ ዝተሳተፉ ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ እቶም 7 ተፃወቲ ካብ ኣባላት ሃገራዊት ጋንተኦም… Continue Reading
ኣመሪካ ሓይሊ ምክልኻል ህዋ (ዩኤስ ስፔስ ፎርስ) ኣጣይሳ ፡፡ fm-mekelle December 21, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 11/04/2012 ኣመሪካ 16,000 ዓቕሚ ሰብ ዝሓቖፈ ሓይሊ ምክልኻል ህዋ (ዩኤስ ስፔስ ፎርስ) ከምዘጣየሰትን ኣብ ትሕቲ ሓይሊ ኣየር ኣመሪካ ከዝመሓደር ፕረዚዳንት ትራምፕ ኣፍሊጦም፡፡ እዚ… Continue Reading
ብራኸ ዕቤት ትግራይ ኣብ ምርግጋፅ ግደ ሱታፌ ዝተፈላለዩ ዉድባት ዑዙዝ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ fm-mekelle December 21, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 11/04/2012 እዚ ዝተገለፀ ዩንቨርሲቲ መቐለ ኣብ ዘዳለዎ መድረኽ ዋዕላ ረብሓ ትግራይ እንትኸውን ኣብቲ መድረኽ ብርክት ዝበሉ መፅናዕታዊ ፅሑፍ ከምዘቕረቡን ብራኸ ዕቤት ትግራይ ኣብ ምርግጋፅ… Continue Reading
ህዝቢ ወላይታ በዓሉ ክልል ምዃኑ ከምዝእዉጅ ኣፍሊጡ፡፡ fm-mekelle December 21, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 11/04/2012ህዝቢ ወላይታ ክልል ንምዃን ዘቕረቦ ሕገመንግስታዊ ሕቶ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምላሽ ከይሃቦ ትማሊ ሓደ ዓመት ስለዝመልኦ በዓሉ ክልል ምዃኑ ከምዝእዉጅ ኣፍሊጡ፡፡ ንተወለድቲ ህዝቢ ወላይታ… Continue Reading
ፕረዚደንት ሃገረ ሶማልያ መሓመድ ፋርማጆ ምርጫ ሃገሩ ከየናውሕ ተሓቲቱ ፡፡ fm-mekelle December 21, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 11/04/2012 ፕረዚደንት ሃገረ ሶማልያ መሓመድ ኣብዱላሂ መሓመድ ፋርማጆ ዘበነ ስልጣኑ ንሃገራዊ ምርጫ እታ ሃገር ብምጉሳይ ከየናውሕ ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ ፡፡ ኣብ ሶማልያ… Continue Reading
ሃገራዊት ጋንታ ኡጋንዳ ንመበል 15 ግዘ ፅዋዕ ሲካፋ ዓቲራ፡፡ December 20, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 10/04/2012) ንዝሓለፉ ሰሙናት ብኣሰናዳእነት ሃገረ ዩጋንዳ ክሳለጥ ዝፀንሓ ውድድር ሴካፋ ትማሊ መፈፀምታ ረኪቡ፡፡ ኣሰናዳኢት ሃገረ ኡጋንዳ ድማ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ 3 ን 0 ብዝኾነ… Continue Reading
ኣብ መፈለምታ ዓመተ 2004 ናብ ግብራዊ መስርሕ ዝተኣተወን ምስ መንግስቲ ቻይና ዝተኸተመን ፈለማይ ሳተላይት ኢትዮጵያ ኣወንጪፋ፡፡ December 20, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 10/04/2012) እዛ Ethiopian Remote Sensing Satellite – 01 (ETRSS – 01) ዝተሰምየት ሳተላይት፡ ሎሚ ካብ መደብር መወንጨፊ ሳተላይት ቻይና ናብ ጠፈር ተወንጪፋ ዘላ ንስራሕቲ… Continue Reading
“ኢትዮጵያ ዘርቀቐቶ ሕጊ ዘረባ ፅልኣትን ስኑዕ ሓበሬታን መሰል ምዝራብ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ እዩ” ተባሂሉ፡፡ fm-mekelle December 20, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 10/04/2012 “ኢትዮጵያ ዘርቀቐቶ ሕጊ ዘረባ ፅልኣትን ስኑዕ ሓበሬታን መሰል ምዝራብ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ እዩ” ክብል ዓለም ለኸ ትካል ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰል ( ሂዩማን ራይትስ… Continue Reading
“ንመቐለ ምኻድ ኣይትኽእሉን” ተብሂሎም ካብ ነፋሪት ክወርዱ ናይ ዝተገበሩ ጉዳይ ጉጅለ ልኡኻት ቻይና መንግስቲ ፌደራል ጉቡእ ምላሽ ንኽህቦ መንግስቲ ትግራይ ሓቲቱ፡፡ fm-mekelle December 19, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 09/04/2012 ብምክትል ኣቦመንበር ቤትምኽሪ ዝተመርሐ ጉጅለ ሉኡኽ ሃንዥ ግዝት ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ንምጉዓዝ ናብ ነፋሪት ምስተሰቕሉ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ንመቐለ ምኻድ ኣይትኽእሉን ተብሂሎም… Continue Reading
ካብ ሞንጎ እቶም ኣባላት ኮምሽን ኣርቀቕቲ ሕገ መንግስቲ ሃገርና እቶም 4 ጥራይ እዮም ኣምሓራ ዘይኮኑ ፡፡ fm-mekelle December 19, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 09/04/2012 ካብ ሞንጎ እቶም ኣባላት ኮምሽን ኣርቀቕቲ ሕገ መንግስቲ ሃገርና እቶም 4 ጥራይ እዮም ኣምሓራ ዘይኮኑ ክብላ ኣምባሳደር ገነት ዘዉዴ ገሊፀን፡፡ ኣምባሳደር ገነት… Continue Reading