ዶ/ር ዓብይ ኣሕመድ ንዘሰጉሞ ዘሎ ፍልስፍና ምድማር ይኹን ብሃረባ ሃረባ ንዝሰላሰል ዘሎ ምጥያስ ዉሁድ ፓርቲ ከምዘይቕበሎ ምኒስትሪ ሓይልታት ምክልኻል ሃገርና ኣፍሊጡ ፡፡
(ኤፍኤምመቐለ 20/03/2012) ሚኒስቴር ሚኒስትሪ ሓይልታት ምክልኻል ሃገርና ኣይተ ለማ መገርሳ ትማሊ ንሬድዮ ድምፂ ኣመሪካ ቋንቋ ኣምሓርይና ከምዝገለፅዎ እቲ ብዶ/ር ዓብይ ኣሕመድ ብተደጋጋሚ ዝዝረበሉ ፍልስፍና ምድማር…