ንኢታማጆር ሽም ሓይልታት ምክልኻል ሰራዊት ኢትዮጵያ ነበር ጀነራል ሰዓረ መኮነን መዘከርታ ሓወልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ቤተክርስትያን እንዳ ገብርኤል ቆይሙ። fm-mekelle September 23, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 11 /01/2012)እቲ ሓወልቲ ብሚኒስቴር ምክልኻል ሰራዊት ሃገር ከምዝተሃነፀ ተገሊፁ። ኣብ ስርዓት ምረቓ ሓወልቲ ጀነራል ሰዓረ መኮነን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል: ኣብ… Continue Reading
ፕረዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ጋንታ ዲሜተር ዝተብሃለ ሉኡኽ ፈረንሳይ ዘትየን፡፡ fm-mekelle September 19, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 07 /01/2012) ፕረዚደንት ሳህለወርቅ 42 ጋንታ ኣብ ውሽጢ ዝሓቖፈ ጋንታ ዲሜተር ምስ ዝተብሃለ ካብ ፈረንሳይ ዝመፀ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ዝዛተያ እንትኾውን፣እተን ፕረዚደንት… Continue Reading
ኣብ ወረዳ ራያ ኣለማጣ ከጋጥሙ ዝኽእሉ ወራር በልዓትን ሕማማትን ዝራእቲ ብብቕዓት ንምምካት ዘኽእል ዝተጠናከረ ምንቅስቓስ ይካየድ ከም ዘሎ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ሕርሻን ገጠርን እታ ወረዳ ኣፍሊጣ፡፡ fm-mekelle September 19, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 07 /01/2012) ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ኪኢላ ሓለዋን ክትትልን ዝራእቲ ኣይተ ኣሕመድ ሰላሕ ከም ዝበልዎ መፍረያይነት ዝራእቲ እታ ወረዳ ብሰንኪ ሕማማትን በልዓትን ከይንኪ ካብ ወረዳ ክሳብ… Continue Reading
ብሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ፌደሪኢ ዶክተር ማርቆስ ተክሌ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ፖኪስታን ዑደት ገይሩ፡፡ fm-mekelle September 19, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 05 /01/2012)ኣብቲ ዑደት ሚኒስተር ዲኤታ ሚኒስተር ንግድን ኢንዱስትሪን ኣይተ ምስጋኑ ኣረጋ ሓዊሱ ኣመራርሓ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ክብ ሚኒስተር ሕርሻን ተሳቲፎም እዮም፡፡ እቲ… Continue Reading
ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሶማልያ (ኣሚሶም) ኣበታ ሃገር ነዘወፈሩ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣፍልጦ ሂቡ። fm-mekelle September 6, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 28/12/2011) እቶም ኣባላት ኣብ ዝተዋፈርሉ ከባቢ ንዝነበሮም ተበግሶ፣ ንዝኸፈልዎ መስዋእቲን ሙያዊ ተጋድሎን ዝተወሃበ ኣፍልጦ ከምዝኾነ ድማ ተሓቢሩ። ቤልደዋይን ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኣሚሶም… Continue Reading
ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣንበጣ ከምዝተርኣየ ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ገሊፁ ። fm-mekelle September 6, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 28/12/2011) ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ልምዓት ገጠርን እታ ወረዳ ኣይተ ገ/መድህን ገ/ኪዳን እቲ ኣንበጣ ኣብ ክልተ ጣብያታት ዝተርኣየ እንትኾን ገና ናብ ዕስለ ዘይተሰጋገረን ዕሸል ከምዝኾነን… Continue Reading