በዓል መዚ ሲቪል ኣቬሽን ኢትዮጵያ ን481 ኣብረርቲ ነፈርቲ ፈቓድ ሞያ ምሃቡ ኣፍሊጡ፡፡ fm-mekelle August 9, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 02/12/2011)ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ ኣንሙት ለማ ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 481 ኣብረርቲ ዝርከብዎም 719 ሰብ ሞያ ነፈርቲ ፍቓድ ተዋሂብዎም ኢሎም፡፡ ጎና ጎኒ ድማ… Continue Reading
ነበር ፕረዝደንት ሃገረ ኩርጊስታን ኣልማዝባክ ኣታምባየቭ ብሓይልታት ፀጥታ መንግስቲ ከምዝተኸበቡ ተገሊፁ፡፡ fm-mekelle August 9, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 02/12/2011)እቶም ነበር ፕረዝደንት ብሓይልታት ፀጥታ ክኽበቡ ዝኸኣሉ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ንምውዓል ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ እቶም ሓይልታት ፀጥታ ንነበር ፕረዝደንት እታ ሃገር ኣልማዝቦክ ኣታምባየቭ ኣብ ትሕቲ… Continue Reading
ነበር ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ኣልበሽር ካብ ስልጣን ንኽእለ ዝመርሐ ማሕበር ሰብ ሞያ ሱዳን ኣብቲ ክጣየሽ ኣብ ስምምዕ ዝተበፅሓሉ መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን ኢዱ ከምዘይሓውስ ኣፍሊጡ። fm-mekelle August 9, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 02/12/2011)ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰናብቲ ኣብ ሞንጎ ኣብ ስልጣን ዘሎ ግዝያዊ ወተሃደራዊ ባይቶን ልፍንቲ ተቃወምቲ ሱዳንን ናብ መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን ከሰጋግሮም ዝኽእል ስምምዕ ምክታሞም ይዝከር… Continue Reading
ፕረዝደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ኣሜሪካ ንዝተፈፀመ ቅትለት ኮኒኖም፡፡ fm-mekelle August 6, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 29/11/2011)ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ግዝኣታት ቴክሳስን ሃዊይን ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ 29 ሰባት ምማቶም ስዒቡ ኣብ ኣሜሪካ ፅልኢ ቦታ የብሉን ክብሉ ኮኒኖም፡፡ ዶናልድ ትራምፕ በቲ… Continue Reading
ሃለዋት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ኢድ ትግራዋይ እምበር ኣብ ኢድ ካሊእ ዝወድቅ ኣይኮነን ኢሎም ም/ር/ም/ክ/ት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ፡፡ fm-mekelle August 1, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 24/11/2011)እቶም ም/ር/ምምሕዳር እዙይ ዝበሉ ፅምብል 2ይ ዙር ማዓልቲ ፌስቲቫል ዲያስፖራ ተጋሩ ብዕሊ ኣብዝተከፈተሉ እዋን እዩ፡፡ 0 Continue Reading
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ መበል ራብዓይ ዘመን ካልኣይ ህፁፅ ኣኼባ፣ ምርጫ ኣባላት ቤት ምኽሪን ከባቢያዊ መረፃን ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን ምስ ሃገራዊ መረፃ ብሓባር ንኽካየድ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ። fm-mekelle August 1, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 24/11/2011)እቲ መረፃ ኣብ 2011 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ ዝነበረ እኳ እንተኾነ፥ በቲ ዝተትሓዘሎ እዋን ንምክያድ ብዘይምኽኣሉ ኣብ ቀፃሊ ምስ ዝካየድ ሃገራዊን ክልላዊን ምርጫ ንክፍፀም… Continue Reading
2ይ ዙር ዓምለኸ ፌስቲባል ዲያስፖራ ተጋሩ ሓድነት ዲያስፖራ ተጋሩ ንሃለዋትን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 23 ክሳብ 30 ሓምለ2011 ዓ/ም ክሳለጥ እዩ፡፡ fm-mekelle August 1, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 24/11/2011) ኣካል እዚ ዝኾነ ድማ ኮንፈረንስ ዲያስፖራ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ሓምለ 28/2011 ዓ/ም ኣብ ፖለቲካዊ ማሕበራዊ ኢኮኖሚያዊን ተጠቃምነት ደቂ ኣንስትዮ ትግራይን ዘድሃበ መድረኽ ከምዝሳለጥ ቢሮ… Continue Reading
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ክፍለ ክተማ ሰሜን ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ሰሙን ልዕሊ 10 ሚልዮን ብር እቶት ከም ዝኣከበ ኣፍሊጡ። fm-mekelle August 1, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 24/11/2011) ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣይተ ገብረሃዋርያ ታደለ ከም ዝሓበርዎ ኣብ ክፍለ ከተማ ሰሜን 3 ሽሕን 100 ክራይ መካረይቲን 3 ሽሕን… Continue Reading