ሓረስታይ ትግራይ ካብ ወራራት ባልዕ ዘራእትን ፃህያይን ንምክልኻል ብኣግኡ ምሉእ ምድላው ከም ዘድልዮ ተገሊፁ፡፡ fm-mekelle August 30, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 22/12/2011)ኣብ ቢሮ ሕርሻ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ምክልኻልን ምቁፅፃርን ባልዓትን እፅዋትን ኣይተ መብራህቶም ገ/ኪዳን ካብ ዝሓለፈ ክረምቲ ብዓይነቱ ፍልይ ዝበለ ወራር ኣንበጣን ኣብ ትግራይ ከጋጥም ከም… Continue Reading
ፕረዚደንት ኢራን ሓሰን ሮሃኒ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሃገሮም ዘንበረቶ ማዕቀብ ከየልዓለት ምስ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ከምዘይራከቡ ገሊፆም። fm-mekelle August 30, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 22/12/2011)ትራምፕ ብሰኑይ ኣብ ዋዕላ ሃፋትም ሃገራት ጉጅለ 7 ምስ ፕረዚደንት ኢራን ክራኸቡ ቅሩብ ምካኖም እንትገልፁ ፕረዚደንት ሩሃኒ ብወገኖም ብዘይ እዚ መፍትሕ’ዚ እቲ ማዕፆ ክፍታሕ… Continue Reading
ኣብ ቀረብ ቆፃርን ምቁርራፅ ሓይሊ ኤለክትሪክን ዘሎ ፀገም ንምቕራፍ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ቤት ፅሕፈት ሓይሊ መብራህቲ ጨንፈር ትግራይ ፡፡ fm-mekelle August 30, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 22/12/2011)ኣብ ሙሉእ ከባቢታት ትግራይ ሕፅረት ቆፃርን ምቁርራፅ ሓይሊ ኤለክትሪክን እናጋጠመ ኣብ ዕለታዊ ናብራ ሕብረተሰብን ትካላት ንግድን ፀገም ይፈጥር ከም ዘሎ ተገሊፁ፡፡ እዚይ ፀገም ንምፍታሕ… Continue Reading
ሰራዊት ብማሕበረሰብ ዓለም ኣፍልጦ ዘለዎ መንግስቲ የመን ንመዕረፎ ነፈርቲ ከተማ ኤደን ኣብ ቁፅፅር ኣእትዮማ ተባሂሉ፡፡ fm-mekelle August 30, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 22/12/2011)ሚኒስተር ሓበሬታ እቲ መንግስቲ ምዓመር ኣል ኣርያኒ ኣብ ገፅ ቲዊተሮም ከም ዝፀሓፍዎ እቲ መዕረፎ ካብ ቁፅፅር ደብባዊ የመን ንምግንፃል ዝንቀሳቐሱ ሓይልታት ሓራ ከም ዝወፀ… Continue Reading
ኣብ ክሊ ልምዓት ኣፍሪካ ዝዝትይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ቶክዮ ኣብ ከተማ የካሃማ ተሳሊጡ፡፡ fm-mekelle August 30, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 22/12/2011)እቲ ኮንፈረንስ ልምዓት ኣፍሪካ ብሓይሊ ሰብ ቴክኖሎጂ ምህዞን ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝሳለጥ ዘሎ እንትኸውን ብመሰረት እዛ ሃገራት ኣፍሪካ ብዓውድታት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ንምምዕባል ዘኽኣሉ ደገፋት… Continue Reading
ብራዚል ንምጥፋእ ባርዕ ሕዛእቲ ኣማዞን ዝውዕል ሓገዝ ንምቕባል ድልውቲ ምዃና ገሊፃ፡፡ fm-mekelle August 30, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 22/12/2011)ወሃቢ ቃል ፕረዝደንት እታ ሃገር ብራዚል ንምጥፋእ እቲ ባርዕ ሓገዝ ንምቅባል ድልውቲ ምዃና ብምግላፅ ካብ ሃገራትን ዓለም ለኻዊ ትካላትን ዝርከብ ገንዘብ መዓልኡ ንምውሳን ግን… Continue Reading
ኣብ ፍኖተ ካርታ ትምህርቲ ኣምሓርኛ ምምሃር ዝብል ምኽረ ሓሳብ እምበር ዘገድድ ሕጊ ኣይኮነን ኢሉ ሚኒስተር ትምህርቲ፡፡ fm-mekelle August 30, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 22/12/2011)ኣብቲ ሓድሽ ፍኖተ ካርታ ትምህርቲን ስልጠናን ዘሎ ቋንቋ ስራሕ ፌደራል ምምሃር ዝብል ምኽረ ሓሳብ እምበር ሕጊ ከምዘይኮነ ሚኒስተር ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጥላዮ ጌቴ ገሊፆም፡፡… Continue Reading
ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ዋጋ 81 ነጥቢ 77 ቢሊዮን ብር ነዳዲ ከምዝዓደገት ተገሊፁ፡፡ fm-mekelle August 24, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 15/12/2011)ትካል ኣቕራቢ ነዳዲ ኢትዮጵያ ከምዝገለፆ ዓቕሚ ውህሉል ነዳዲ ብዕፅፊ ከዐቢ ዝኽእል ዲፖ ነዳዲ ኣብ ምህናፅ ከምዝርከብ ብምግላፅ ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ዋጋ 81 ቢሊዮን… Continue Reading
ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ካብ መሸጣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 7 ነጥቢ 1 ቢልዮን ብር ከምዝተኣከበ ኣፍሊጡ፡፡ fm-mekelle August 23, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 15/12/2011)ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ካብ መሸጣ ጉልበተ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 7 ነጥቢ 1 ብሊዮን ብር ብምእካብ ካብ ዝተለሞ 76 ነጥቢ… Continue Reading
ሚኒሰተር ሓለዋ ጥዕና ዶክተር ኣሚር ኣማን ምስ ዳይሬክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ዘትዮም፡፡ fm-mekelle August 23, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 15/12/2011)እቲ ዘካየድዎ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ዘፈር ጥዕና ንምጥንኻር ስርዓት ኣተሓሕዛን ኣጠቓቕማን መረዳእታ ንምዕባይ ሓቢሮም ንምስራሕ ዘኽእሎም እዩ ተባሂሉ ኣሎ፡፡ ዶክተር ኣሚር ኣማን ምስ ዳይሬክተር… Continue Reading
ብምኽንያት 7ይ ዓመት ዝኽሪ ዓብይ መራሒ መለስ ዜናዊ ተኸላ ፈልሲ ተሳሊጡ፡፡ fm-mekelle August 21, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 14/12/2011) ኣብቲ ተኸላ ፈልሲ ሲቪል ሰርቪስ ሰርቫንት ፣መናእሰይን ደቂ ኣንሰትዮን ብሓባር ብምዃን ካብቶም ዝሓለፉ 27 ዓመታት ብሃገር ይኹን ብዓለም ብርኪ ዝሰርሖም ስራሕቲ ብምዝካርን ሓምለዋይ ቦታ… Continue Reading
ፕረዝደንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ሚኒስተር ጉዳያት ወፃእን ኳታር ዘትየን፡፡ fm-mekelle August 21, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 14/12/2011) ፕረዝደንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኳታር ሸኽ መሓመድ ቢን ኣብደልራሕማን ቢን ጃሲም ኣልታኒ ዝዘተያ እንትኾና፣ ኣብዘተኦም ኣብ ዛዕባታት ርክብ ክልቲኤን… Continue Reading
ነበር ፕረዝደነት ሱዳን ዑመር ኣልበሽር ካብ ስዑድ ዓረብ ሚሊዮናት ዶላራት ከምዝተቐበሉ ኣሚኖም እዮም ኢሉ መርማሪ ገበን ጉዳይ ግዕዝይና እቶም ፕረዝደንት፡፡ fm-mekelle August 21, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 14/12/2011) ዑመር ኣልበሽር 25 ሚሊዮን ካብ ተቐባሊ ንግስና ስዑድ ዓረብ ንጉስ መሓመድ ቢን ሳልማን ፣ካሊእ ቁፅሩ ዘይፍለጥ ገንዘብ እውን ከምዝተቐበለ እቲ መርማሪ ገበን ወሲኹ ገሊፁ፡፡… Continue Reading
መለስ ሰብ ኮይኑ ልዕሊ ሰብ ኩሎም ፈተናታትን ስዒሩ ንዓወት ዝበቕዐ ብሉፅ ተጋዳላይን መራሕን ኔሩ ኢሉ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ። fm-mekelle August 21, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 14/12/2011) ራእይን ክብርታትን መራሒና ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ዋሕስ ሕዳሰና፣ ፅንዓትናን ዘይተርፍ ዓወትናን! ብዘብል ረእሲ ን7ይ ዓመት ዝኽሪ ዕለት መስዋእቲ በዓል ራኢ መራሒና ቐ/ሚ/ር ኢትዮጵያ ስውእ… Continue Reading
ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ተቐባሊ ንግስና ስዑዲ ዓረብ መሓመድ ቢን ሳልማን ቢን ኣብዱላዚዝ ብ”ቴሌፎን” ተዛቲዮም። fm-mekelle August 21, 2019 ተቐባሊ ንግስና መሓመድ ቢን ሳልማን፥ ውድባት ፖለቲካ ሱዳን ናብ መድረኽ ሰላም ንክመፅኡ ኢትዮጵያ ንዝገበረቶ ፃዕሪ ንኢዶም። እዛ ሃገር ኣብ ቀጠና ምብራቕ ኣፍሪካ ሰላምን ምርግጋዕን ንክህሉ… Continue Reading