መልእኽቲ ንፕረዝደንት ግብፂ ኣብድልፈታሕ ኣልሲሲ ንምብፃሕ ናብ ግብፂ ኣምሪሖም፡፡ fm-mekelle July 27, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 19/11/2011)ብኣይተ ገዱ ዝተመርሓ ጉጅለ ልኡኽ ኣሌክሳንደርያ ኣብ ዝርከብ ሃራምሊክ ቤተ መንግስቲ ምስ ፕረዝደነት ኣልሲሲ ተዛትዮም፡፡ መንግስቲ ግብፂ ንርክብ ክልቲኦም ኣሓት ህዝብታት ትኹረት ከምዝገበረ ገሊፆም፡፡… Continue Reading
ሓበራዊ ተጠቃምነት ንግዲ ኢትዮ ኤርትራ ንምርግጋፅ ስምምዕ ይግበር ከምዘሎ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ fm-mekelle July 27, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 19/11/2011)ሚኒስተር ድኤታ ጉዳያት ወፃኢ ወይዘሮ ሂሩት ዘመነ ልውውጥ ንግዲ ክልቲኤን ሃገራት ሕጋዊ ምግባር ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘሎ ሰላማዊ ርክብን ኢኮኖምያዊ ተጠቃምነትን ዘረጋገፀ ከምዝኾነ ሓቢረን፡፡… Continue Reading
ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ.ም ናብ ወፃኢ ዓዲ ሰደድ ካብ ዝተገበሩ ቡንን እኽሊ ቅብኣትን ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲ ኣፍሊጡ። fm-mekelle July 27, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 19/11/2011)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስተር ንግዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ፣ ሎም ዘበን ፍሪያታት ቡን፣ ፃዕዳ ኣዳጉራ፣ ሰሊጥን ሰበረን ናብ ወፃኢ ዓዲ ሰደድ ተገይሩ… Continue Reading
ሕማም ኢቦላ ዛጊድ ካብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ወፃኢ ከምዘይተርኣየ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ፡፡ fm-mekelle July 27, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 18/11/2011) እቲ ውድብ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ሕማም ኢቦላ ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣዝዩ ከምዝተስፋሕፈሓ ብምግላፅ ዛጊድ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ከምዘይተርኣየ ገሊፁ፡፡ ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ… Continue Reading
2ይ ዙር መድረኽ ምትእኽኻብ እቶት ነጋዶን ሰብሃፍትን ትግራይ ኣብ 21 ሓምለ 2011 ዓ/ም ክሳለጥ እዩ ። fm-mekelle July 27, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 18/11/2011) ሓላፊት ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ወ/ሮ ሊያ ካሳ ፤ ኣብቲ 14 ሓምለ 2011 ዓ/ም ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኻየደ መድረኽ ምትእኽኻብ እቶት ኩሉ… Continue Reading
ደኢህዴን ንምምሕዳር ከተማ ሃዋሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ዞባታት ሲዳማን ሃድያን ካብ ሓላፍነቶም ከም ዝኣገደ ኣፍሊጡ፡፡ fm-mekelle July 27, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 18/11/2011) እቶም ዝተኣገዱ ኣመራርሓ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ ኣብታ ክልል ኣብ ዝተረኣየ ዕግርግር ኢድ ነይርዎም ብዝብል ምእጋዶም እቲ ውድብ ገሊፁ፡፡ ካብ ዞባ ሲዳማን ሃድያን ብተወሳኺ… Continue Reading
ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ ንኩሉም ቋንቋታት ብማዕረ ዘተኣናገደ እዮ ኢሎም ምክትል ኣቦ መንበር ውድብ ፌዴራላዊ ኮንግረንስ ኦሮሞ(ኦፌኮ) ኣይተ በቀለ ገርባ ። fm-mekelle July 27, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 18/11/2011)እቶም ምክትል ኣቦወንበር ዮኒቨርስቲ መቐለ ዝተፈላለዩ ምሁራን ብምዕዳም ኣብ ዘዳለዎ መድረኽ ተረኺቦም ኣብ ጉዳይ ዕብየት ቋንቋ ዘድሃበ መፅናዕታዊ ፅሑፍ ዘቕረቡ እንተኮን “ኣብዛ ሃገር ዘለው… Continue Reading
ሰሜን ኮርያ ክልተ ሚሳይላት ተጎዓዚ ሓፂር-ርሕቐት ናብ ባሕሪ ከምዝተኮሰት ደቡብ ኮርያ ገሊፃ። fm-mekelle July 27, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 18/11/2011) ሰሜን ኮርያ ካብቲ ዎንሶን ዝበሃል ምብራቓዊ ገማግም ባሕራ እያ ነቶም ሚሳይላት ሓሙስ ንጉሆ ናብ ባሕሪ ተኩሳቶም። ሓደ ወተሃደራዊ በዓል መዚ ደቡብ ኮርያ ከምዝበልዎ ሓደ… Continue Reading
ኣብ ዋና ከተማ ኣፍጋኒስታን ካቡል ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ነቷጊ 15 ሰባት ተቐቲሎም፡፡ fm-mekelle July 27, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 18/11/2011) ከም ሓበሬታ ሰብ መዚ እቲ ከባቢ እቶም 15 ግዳያት ኣብታ ከተማ ብዝተፈንጀሩ ሰለስተ ነቶግቲ እዮም ተቐቲሎም፡፡ ቁፅሪ ግዳያት ክውስኽ ከምዝኽእል ዝገለፁ እቶም ሰብ መዚ… Continue Reading
ፕረዝደንት ቱንዝያ በጂ ኬዲ ኢሰብሲ ኣብ መበል 92 ዓመቶም ዓሪፎም፡፡ fm-mekelle July 27, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 18/11/2011) ብዕድመ ዝዓበዩ ኣብ ስልጣን ዝነበሩ ፕረዝደንት ዝኾኑ ኢሰብሲ ንቅልውላው ሃገራት ዓረብ ስዒቡ ኣብ 2014 ኣቆፃፅራ ኣውሮፖውያን ኣብ ዝተኻየደ ናፃ መረፃ ዝተዓወቱ እዮም፡፡ እቶም ፕረዝደንት… Continue Reading
ፕረዝደንት ቱንዝያ በጂ ኬዲ ኢሰብሲ ኣብ መበል 92 ዓመቶም ዓሪፎም፡፡ fm-mekelle July 27, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 18/11/2011) ብዕድመ ዝዓበዩ ኣብ ስልጣን ዝነበሩ ፕረዝደንት ዝኾኑ ኢሰብሲ ንቅልውላው ሃገራት ዓረብ ስዒቡ ኣብ 2014 ኣቆፃፅራ ኣውሮፖውያን ኣብ ዝተኻየደ ናፃ መረፃ ዝተዓወቱ እዮም፡፡ እቶም ፕረዝደንት… Continue Reading
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ጉዳይ ኣይተ በረኸት ስሙኣንን ታደሰ ካሳን ብይን ንምሃብ ን30 መስከረም 2012 ዓ/ም ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ፡፡ fm-mekelle July 26, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 18/11/2011) እቲ ቤት ፍርዲ 5 ሓምለ ኣብ ዝወዓሎ መጋባእያ ዓቃቢ ሕጊ ዘቕረቦ ሰነድ ኣፃርዩ 18 ሓምለ ብይን ንምሃብ ቆፀሮ ሒዙ ዝነበረ ኮይኑ ዝቐረበሉ ሰነዳት ብቋንቋ… Continue Reading
ክልል ቤኒሻልጉል ጉሙዝን ምምሕዳር ብሉናይል ሱዳንን ንሰላምን ተረባሕነት ልምዓት ክልቲኡ ህዝብን ዓሊሞም ዝጀመርዎም ስራሕቲ ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ኣፍሊጦም። fm-mekelle July 26, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 17/11/2011)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ቤኒሻልጉል ጉሙዝን ምምሕዳር ብሉናይል ሪፐብሊክ ሱዳንን ዝተሳተፍሉ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ይካየድ ኣሎ። እቶም ተሳተፍቲ፥ ኣብቲ ከባቢ ፀፅታ ንምንጋስን ተረባሕነት… Continue Reading
ቻይና ኣብ ጉዳይ ታይዋን ንኩናት ድልውቲ እየ ክትብል ንኣሜሪካ ኣጠንቂቃ፡፡ fm-mekelle July 26, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 17/11/2011)ኣሜሪካ መሻርክታን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ዝርከቡ ወተሃደራተን ዓለም ለኻዊ ሰላም ኣብ ሓደጋ ከውድቕ ይሰርሕለዋ ክትብዕል ቻይና ኸሲሳ፡፡ ሚኒስተር ምክልኻል እታ ሃገር ታይዋን ናፃ ዝኾነት… Continue Reading
መበል 21 ዓመት ልደት ዴሞክራሲያዊ ውድብ ሶማሌ(ሶዴፓ) ኣብ ጅግጅጋ ይኽበር ኣሎ። fm-mekelle July 26, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 17/11/2011) ኣብቲ በዓል፣ ኣቦ መንበር እቲ ውድብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፣ ምክትል ኣቦ መንበር ኣይተ ሙስጠፌ ዑመርን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓን ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣመራርሓ መሓዙት ፓርቲታት… Continue Reading