ኣብ ከተማ ኣክሱም ንዝኽሪ ስውእ ተጋዳላይ ሃይለ ተኽሉ /ክንደያ/ ንዝስራሕ ሓወልቲ እምነ ሰረት ተነቢሩ፡፡ fm-mekelle May 29, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 21/09/2011) ሰውእ ተጋዳላይ ሃይለ ተኽሉ /ክንደያ/ ካብቶም ብጀግንነቶም ዝያዳ ዝፍለጡ ተጋደልቲ ህወሓት ኾይኑ ሚሽጥር ውድቡ ኣሕሊፉ ንዘይምሃብ መልሓሱ ዝቐረፀ ጀግና ተቃላሳይ እዩ፡፡ ብምዃኑ ድማ… Continue Reading
ህዝባዊ ተቓውሞ ሱዳን ንካልኣይ መዓልቲ ክካየድ ውዒሉ፡፡ fm-mekelle May 29, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 21/09/2011)መራሕቲ ህዝባዊ ተቃውሞ ኣብታ ሃገር ዘሎ ወታደራዊ ባይቶ ስግግር ብሲቪል ምምሕዳር ክትካእ ዝግበር ዝነበረ ድርድር ምፍሻሉ ስዒቡ ሰሉስን ሮቡዕን ሰልፊ ዘካተተ መዓልቲ እምቢታ ስራሕ… Continue Reading
ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ስምምዕ ልቓሕን ሓገዝን 550 ሚሊዮን ዶላር ኣፅዲቑ፡፡ fm-mekelle May 29, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 021/09/2011) ካብቲ ገንዘብ እቲ 200 ሚሊዮን ንምምሕያሽ ዓቕሚ ተሓዳሲ ሓይሊ ዝውዕል እንትኾን እቲ 350 ሚሊዮን ዶላር ድማ ንምምሕያሽ ተጠቃምነት ሰበኽ ሳግምን ከፊል ሰበኽ ሳግምን… Continue Reading
ኣብ ወረዳ ሓውዜን ልዕሊ 155 ሚሊዮን ቅርሺ ካፒታል ንዘመዝገቡ 5 ሰብ ውልቀ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ከምዝተወሃቦም ፣ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን እታ ወረዳ ኣፍሊጡ፡፡ fm-mekelle May 29, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 21/09/2011) ምክትል ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት መምህር ገብረዝሄር በርሀ ኣብታ ወረዳ ኣብዚ ዓመት እዚ ጥራሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ልምዓት ክዋፈሩ ዝደልዩ 16 ሰብ ውልቀ… Continue Reading
መስተታት ኣልኮል ብብሮድካስት ሚዲያ ከይላለ ዝኽልክል መምርሒ ካብ ሎመዓንቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ክኾን እዩ፡፡ fm-mekelle May 29, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 21/09/2011) ኣዋጅ ቁፅሪ 1112 ምምሕዳር ምግብን ኣፋውስን ኣብ ዝሓለፈ 21 ለካቲት ብነጋሪት ጋዜጣ ተሓቲሙ ዝወፀ ኾይኑ ብመሰረት እቲ ኣዋጅ ዓንቀፅ 74 ንኡስ ቁፅሪ 4… Continue Reading
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ኩዕሾ እግሪ ዋልታ ፖሊስ ዝኮኑ ወገናትና ንዝተፈፀመ መሕዘኒ ፍፃመ ኣትሪሩ ብምኩናን ነቲ ተግባር ዝፈፀሙ ኣካላት ምስ ሓይልታት ፀጥታ መንግስቲ ክልል ዓፋርን ፌደራል ፖሊስን ብምዃን ናብ ሕጊ ክቐርቡ ኣብ ምፅራይ ከም ዝርከብ ገሊፁ፡፡ fm-mekelle May 27, 2019 አባላት ጋንታ ዋልታ ፖሊስ ትግራይ ኣብ ማእኸል ሃገር ዝነበሮም ፀወታ ዛዚሞም ናብ ትግራይ እናተመለሱ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ኣብ ዓፋር ክልል ፍሉይ ቦታ ጉዋኔ ዝተብሃለ ከባቢ… Continue Reading