ቁፅሪ ኣብ ቤተክርስቲያንን ሆቴልን ስሪላንካ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዝሞቱ ሰባት 290 በፂሑ፡፡ fm-mekelle April 23, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 02/08/2011) ፖሊስ እታ ሃገር ዛጊድ 24 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዐለ ዝገለፀ ኾይኑ እቲ መጥቃዕቲ ምስ ወፃእተኛታት ብምትእስሳር ዝተፈፀመ ምዃኑ ወሃቢ ቃል ካብኔን ሚኒስተር ጉዳያት… Continue Reading
ኣብ ፕረዝደንታዊ መረፃ ዩክሬን ተዋዛዪ ቭላድሚር ዘለንስኪ ተዓዊቱ፡፡ fm-mekelle April 23, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 15/08/2011) ፖለቲካዊ ልምዲ ዘይብሉ ዘለንስኪ 73 ሚኢታዊ ድምፂ መረፅቲ ብምርካብ ዝተዓወተ ኾይኑ ተነሓናሒኡ ፕረዚደንት ፔትሮ ፔርሼንኮ ድማ 24 ሚኢታዊ ድምፂ ረኺቦም፡፡ ዘለስንኪ ድሕሪ ዓወት… Continue Reading
ኣብ መንጎ ህዝቢ ትግራይን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ዘሎ ኣወንታዊ ርክብ ኻልኦት ክልላት ከም ትምህርቲ ክወስድኦ ይግባእ ኢሉ እዚ ሰሜን ሰራዊት ምክለኻል ሃገር ። fm-mekelle April 22, 2019 ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ሰሜንን ቢሮ ፀፅታን ምምሕዳርን ክልል ትግራይን መድረኽ ዘተ ሰላምን ድሕንነትን ኣሳሊጦም። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል… Continue Reading
ባይቶ ከተማ መቐለ ኣብ ራብዓይ ዘበን መበል 24 ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ ። fm-mekelle April 22, 2019 ሓላፊ ቤት-ፅሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ከተማ መቐለ ኣይተ ዘመንፈስቅዱስ ፍስሃ ን104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ኣብ ዝሃብዎ ቃለ-መሕትት ብምክትል ከንቲባ ኢንጅነር ኣርኣያ ግርማይ ዝቀረበ ፀብፃብ… Continue Reading
ጋንታ ስሑል ሽረ ስዕረት ገጢምዋ። fm-mekelle April 20, 2019 ጋንታ ስሑል ሽረ ስዕረት ገጢምዋ። ኣብ ፈላማይ ፀወታ መበል 21 ሰሙን ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ትማሊ ካብ ሜዳኣ ወፃኢ ንጋንታ ሲዳማ ቡና ዝገጠመት ስሑል ሽረ… Continue Reading
ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ fm-mekelle April 19, 2019 መትኒ ትራንስፎርሜሽን !! ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፣ ክልልና ዝማዕበለት ንምግባር፣ ኣግሮ-ኢኮሎጂ መሰረት ገይሩን፣ ኣብ መቐለ ዘሎ፣ ምጥጣዕ ዝተፈላለዩ ፋብሪካታት ጨርቀ-መርቅን ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላትን ሓዊስካ ሰለስተ… Continue Reading
ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ሽመት 3 ሚኒስተራት ኣፅዲቑ ። ብመሰረት እዚ fm-mekelle April 19, 2019 ኣይተ ለማ መገርሳ ሚኒስተር ምክልኻል ሃገር – ኣይተ ገዱ እንዳርጋቸው ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ – ኢንጅነር ኣይሻ መሓመድ ሚኒስተር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኮይኖም ተሸይሞም ። 0 Continue Reading
ኣብ ከተማ ኣፅቢ ወንበርታ ስነ-ስርዓት ምውላዕ ሽምዓ ብዘይሕጋውያን ደለልቲ ተታሊሎም ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ዝሰግርሉ እዋን ብዘጋጠሞም ሓደጋ ዝጠሓሉ መናእሰይ ተሳሊጡ ። fm-mekelle April 19, 2019 ካብ ጣብያታት ወረዳ ኣፅቢ ወምበርታ ተበጊሶም ቐይሕ ባሕሪ ተሳጊሮም ብየመን ኣቢሎም ናብ ስዑዲ ዓረብን ንምእታው ሃቂኖም ኣብ ጉዕዞ ዝነበሩ ወገናት ብዘጋጠሞም ሃንደበታዊ ሓደጋ ምጥሓል ጀልባ… Continue Reading
ብምትሕብባር ኢኒስቲዩትት ባዮ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያን ዩንቨርስታት መቐለን ሰመራን ኣብ ጉዳይ ድሕንነት ሂወትን ባዮ ቴክኖሎጂ ሕርሻን ዘድሀበ ዘተ ሰብ ብፅሒት ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ይሳልጥ ኣሎ ። fm-mekelle April 19, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 04/08/2011) ኣብ 2008 ዓ/ም ዝተጣየሸ እቲ ኢኒስትዩትት ፀገም ፈታሕቲ ምርምራት ብምክያድን ዝተጀመሩ ምርምራት ኣወዳዲሩ ብምድጋፍን ናብ ረብሓ ሕብረተሰብ ክውዕሉ ምግባር ተልእኾ ዝተወሃቦ እዩ። ዋና… Continue Reading
ጨፌ ኦሮሚያ ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ጉባኤ ንኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ኽልል ጌሩ ሸይሙ ፡፡ fm-mekelle April 19, 2019 ኣይተ ሽመለስ ኣብዲሳ መተካእታ ሚኒስተር ምክልኻል ኮይኖም ዝተሸሙ ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮምያ ኣይተ ለማ መገርሳ እዮም ተሸይሞም ፡፡ አይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ቅድሚ እቲ… Continue Reading
ናይ መወዳእታ ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፖ ሎሚ ምሸት ክካየድ እዩ፡፡ fm-mekelle April 17, 2019 ንእንግሊዛውያን ጋንታታት ዘራኸበ ግጥም ማንችስተር ሲቲን ቶተንሃም ሆትስፐርን ሎሚ ምሸት ኣብ ኢቲሃድ ክግበር እዩ፡፡ ቶተንሃም ኣብ ቀዳማይ እግሪ ፀወታ ክልቲኤን ጋንታታት ቶተንሃም ብብሕታዊት ሽቶ ሳን… Continue Reading
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ናብ ሱዑድ ዓረብ ኣብ ምስጋር ሓደጋ ብዘጋጠሞም ተጋሩ ዝተሰምዖም ሓዘን ገሊፁ ፡፡ fm-mekelle April 16, 2019 መንግስቲ ክልል ትግራይ ኣብ ዘውፆ መግለፂ ሓዘን ክሳብ ሕዚ ብዘሎ መረዳእታ ልዕሊ 40 መናእሰይ ወገናት ካብ ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ከባቢኣን ተበጊሶም ናብ ስዑዲ ዓረብን የመንን… Continue Reading
ኣብ ሰሙን 2 መዓልታት ዝነበረ ምዝገባ ዓርሰ ሓገዝ ህንፀት ኣባይቲ ካብ ሶኒ ክሳብ ቀዳም ን6 መዓልታት ከምዝወሃብ ቢሮ ፍትሒ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ገሊፁ፡፡ fm-mekelle April 16, 2019 መንግስቲ ክልል ትግራይ ምዝገባ ዓርሰ ሓገዝ ህንፀት ኣባይቲ ኣብ 12 ከተማታት ክቕፅል ንዘውፅኦ መምርሒ ስዒቡ ድሌት ተመዝገብቲን ከይዲ ምዝገባን ክጠዓዓም ብዘይምኽኣሉ ቢሮ ፍትሒ ተወሰኽቲ ዓቀብቲ… Continue Reading
ኣብ ቤት ህንፀት ከተማ ጋምቤላ ብዝተወልዐ ሕድሕድ ጎንፂ 92 ተሃነፅቲን ተጠርጠርትን ኣምሊጦም፡፡ fm-mekelle April 16, 2019 ኣዛዚ ቤት ህንፀት ዞባ ጋምቤላን ከባቢኣን ኢንስፔክተር ጆን ኦምድ ብሰንኪ ማይ ኣብ መንጎ 2 ሰባት ብዝተወልዐ ጎንፂ ካልኦት ተፀንቢሮም ካብ 316 ተሃነፅቲ እቶም 92 ምምላጦም… Continue Reading
ባይቶ ፀጥታን ሰላምን ሕብረት ኣፍሪካ ወታደራዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ኣብ ውሽጢ 15 መዓልታት ስልጣኑ ንሲቪል ፖለቲካዊ ውድብ ከሰጋግር ገደብ እዋን ሂቡ፡፡ fm-mekelle April 16, 2019 እቲ ባይቶ ምስ ኣመራርሓ እቲ ወታደራዊ ቤት ምኽሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ ዘካየዶ ዝርርብ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ወታደራዊ መንግስቲ ስግግር ሱዳን ምስ ድሌት ህዝቢ ሱዳን… Continue Reading