ንሓለዋ ልሙዕነት ሓመድን ምዕባይ ምህርትን ኣብ ዝራእቲ ማእከል ዝገበረ ዝተቐመመ ዘመናዊ ድኩዒ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ቅድመ ምድልው ከምዝተዝዘመ ሚኒስተር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡

ሚኒስተር ድኤታ እቲ ሚኒስተር ኣይተ ሳኒ ረዲ ኣዝርእቲ ማእኸል ዝገበረ ዝተመጣጠነ ዘመናዊ ድኩዒ ኣብ ልምዓት መሬትን ምዕባይ ፍርያትን ዝለዓለ እጃም እለዎ ኢሎም፡ ልዕሊ 12 ንጥረ…

ብርክት ዝበሉ ትካላት መንገዲ ኣየር ዝተፈላለያ ሃገራት ንቦይንግ 737 ማክስ 8 ዝዓይነተን ነፈርቲ ንግዚኡ ካብ ኣገልግሎት በረራ ኣውፂኦም፡፡

እቶም ትካላት ናብዚ ውሳነ ዝበፅሑ ዋንነት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኾነት ቦይንግ 737 ማክስ 8 ነፋሪት ድሕሪ ምሕምሻሻ እዩ፡፡ በዚ መሰረት ኢትዮጵያ ፣ ልዕሊ 100 ቦይንግ…

ብኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ሰነድ ሓሶት ብምጥቃም ዝኸሰሶ ብፅኑዕ እስራትን መቕፃዕቲ ገንዘብ ንክቕፅዑ ተወሲንሎም፡፡

ኣብ ወረዳ ኢሮፕ ክኢላ ሰራሕተኛ ሰፍትኔት ዝኾነ ኣይተ ማይሲስ ሓድጉ ፃዕሩ ነሓሰ 2008 ዓ/ም ካብ ሸባ ዩንቨርስቲ ብጀኔራል ማናጅመንት ከምዝተመረቐ ኣምሲሉ ናይ ሓሶት ዲግሪ ኣብ…

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቦይንግ 737-8 ማክስ ዝተበሃላ ነፈርቲ ካብ ግልጋሎት በረራ ንክወፃ ከም ዝወሰነ ኣፍሊጡ፡፡

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቦይንግ 738-8 ማክስ ዝተበሃላ ኣውሮፕላናት ኩለን ንዝተወሰነ ግዘ ካብ ግልጋሎት በረራ ንኽወፃ ምውሳኑ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ መንገዲ ኣየር ነዚ ዝወሰነ ቦይንግ 737-8 ማክስ…

ኣብ ኩናት ዓድዋ ዝለዓለ ብፅሒት እናሃለዎም ዘይተነገረሎም ኣካላት ታሪኮም ክፃሓፍን ክስነድን ይግባእ ኢሎም ምሁራት ዩንቨርስቲ ኣኽሱም።

ኣብ ዩንቨርስቲ ኣክሱም ሙሁራት ተመራመርቲ ታሪክን ዮርዳኖስ ሙሉጌታ ከምዝበልኦ እዚ ዓብይ ዓወት ፀለምቲ ህዝብታት ኣብ መላእ ዓለም ዝነበረ ፖለቲካ ባዕዳዊ መግዛእቲ ኣብ ምቕያር ዝለዓለ ፅዕንቶ…

ድምፃዊ ኣሚር ዳውድ ዓሪፉ

ድምፃዊ ኣሚር  ዳውድ ብርክት ዝበሉ ስራሕቲ ጥበብ ንሰማዕቲ ዘቅረበ እንትኾን ብፍላይ ኣብ ታሪኽን ጅግንነትን ተጋሩ ዝደረፋ ኣይሞቱን ጀጋኑና ፣ ዓደይ መቐለን ፣ ወዲ ውለዲ እሞ…