ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ግዳይ መልከፍቲ ቫይረስ ኮሮና ምዃኖም ስዒቡ ስምዒት ድኻም ስለዘርኣዩ ናብ ሆስፒታል ኣትዮም፡፡

ካብ ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃዉስ ንዝወፁ ፀብፃባት ብምጥቃስ ቢቢሲ ከም ዝፀብፀቦ ግዳይ መልከፍቲ ቫይረስ ኮሮና ዝኾኑ ዶናልድ ትራምፕ ስምዒት ድኻም ስለዘርኣዩ ንዝሐሸ ሕክምናዊ ሓገዝ ብሄሊኮፕተር ናብ ሆስፒታል ክኣትዉ ተገይሩ’ሎ፡፡ ንፕረዚዳንታዊ መረፃ መናሓንሕቲ ፕረዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ዝኾኑ ጆ ባይደን ንግዳያት መልከፍቲ ቫይረስ ፕረዚዳንት ዶናልድ ትራምፕን ብዓልቲ ቤቶምን ምሕረት ከዉርደሎም ተመንዮም ኣለዉ፡፡


0
0 0 vote
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
0 Comments
Inline Feedbacks
View all comments