ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ወረዳ ክልተ ኣውልዓሎ ጣብያ ገንፈል ንዝርከብ ልምዓት መስኖ ብምዕዛብ ምስ ገባራት ሰብ መስኖ ዘትዮም።

ህዝቢ ትግራይ ካፍቲ ኣጋጢምዎ ዘሎ ተፈጥራውን ሰብ ስራሕን ሓደጋ ድርቅን ንምንጋፍ ከባብያዊ ፀጋታቱ ናብ ረብሓ ኣብ ምቕያር ዘይተሓለለ ፃዕሪ ኽገብር ፀዊዖም።

ገባራት ሰብ መስኖ ብወገኖም መንግስቲ ንዘለዎም ሕፅረታት ናውቲ ሕርሻን እታወትን ትኹረት ሂቡ ክፈትሓሎም ሓቲቶም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *