ፕረዚዳንት ጌታቸዉ ረዳ “ንህንፀት ገዛና ንጉየ!“ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ሎሚ ኣብ ከተማ መቐለ ንዝተሰላሰለ ቅድድም ጉያ ተረኺቦም ኣጀሚሮም። admin November 13, 2023 ፕረዚዳንት ጌታቸዉ ረዳ “ንህንፀት ገዛና ንጉየ!“ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ሎሚ ንዝተሰላሰለ ቅድድም ጉያ ተረኺቦም ኣጀሚሮም ዘለዉ ሙሉእ ኣታዊኢ ንማእኸል መሐብሐቢ ኣረጋውያን፣ ፀገም ስነ ኣእሙሮ ዘለዎምን ህፃናትን ፍሬመናጦስ መስርሒ ዝተፈላለዩ ህንፃታት እቲ ማእከል ዝዉዕልʼዩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ቅድድም ጉያ ላዕልዎት ሰብ መዚ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ’ውን ተረኺቦም’ዮም ። admin
“መንግስቲ ኢትዮጵያ ደላይ ሰላም መሲሉ ምስ ኣመሪካ ዘካይዶም ዘሎ ምፅግጋዕ ንዘጋጠሞ ቁጠባዊ ፀገም ሓገዝ ንምርካብ’ዩ” -ጉዳያት ወፃኢ ኮንግረስ ኣመሪካ ጆን ጀምስ።