ፕረዚዳንት ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ

ኣይተ ጌታቸው ረዳን ኣቦ ወንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤልን ንሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ናይ እንኳዕ ኣብፅሐና መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።

ክልቲኦም ሰብ መዚ መንግስትን ውድብን ሐዚ ኣማስዮም ኣብ ናይ ብሕቶም ዕላዊ ገፅ ኣብ ዝዘርገሕዎ ፅሑፍ ንሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና እንኳዕ ንዒድ ኣልፈጥሪ ኣብፀሓኩም። ዒድ ሙባረክ ኢሎም’ለው።

ከምቲ ንቡር ናይ ምትሕግጋዝን ምድግጋፍን ዓቕምና ዝያዳ ከነበርኽ ድማ ፀዊዖም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *