ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተሃነፀ መባእታዊ ሆስፒታል ዶክመር መሪቖም ከፊቶም።

መባእታዊ ሆስፒታል ዶክመር ብምትሕብባር መርጌታ ተኽላይ ኣረፈን ዶክተር ስምኦን ዝተብሃሉ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ተሃኒፁ ብፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ተመሪቑ ስሩዕ ስርሑ ከምዝጀመረን ኣብ ሽረን ከባቢኡን ግልጋሎት ከምዝህብ ተሓቢሩ’ሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *