ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ትካል ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ መንግስቲ ኣሜሪካ (USAID) ኣብ ኢትዮጵያ ስኮት ሆክላንደር ተራኺቦም፡፡

24 ነሓሰ 2015 ዓ.ም

ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ስብኣዊ ሓገዝ ብዛዕባ ዝጅመረሉ ኩነታትን ኣብ ከይዲ ትግበራ ውዕል ሰላም ፕሪቶሪያን ዘጓንፉ ዘለዉ ፀገማትን ኣድሂቦም ኣብ ትግራይ ዑደት ምስዝገብር ዘሎ ብዳይሬክተር ትካል ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ መንግስቲ ኣሜሪካ (USAID) ኣብ ኢትዮጵያ ስኮት ሆክላንደር ዝተመርሐ ልኡኽ ሎሚ 24 ነሓሰ 2015 ዓ/ም ተራኺቦም ዘትዮም ክብል ቤት ፅሕፈት ፕረዝደንት ፀብፂቡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *