ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ልኡኽ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ፣ኣብ ምዕባለ ውዕል ሰላም ፕሪቶሪያ፣ ብዛዕባ ሰብኣዊ ሓገዝን ካልኦት ተዛመድቲ ጉዳያትን ኣመልኪቶም ሎሚ 19 ጥቅምቲ 2016 ዓ/ም ዘተ እናካየዱ እዮም። admin October 30, 2023 admin
“መንግስቲ ኢትዮጵያ ደላይ ሰላም መሲሉ ምስ ኣመሪካ ዘካይዶም ዘሎ ምፅግጋዕ ንዘጋጠሞ ቁጠባዊ ፀገም ሓገዝ ንምርካብ’ዩ” -ጉዳያት ወፃኢ ኮንግረስ ኣመሪካ ጆን ጀምስ።