
(ኤፍኤምመቐለ 22/12/2011)ትራምፕ ብሰኑይ ኣብ ዋዕላ ሃፋትም ሃገራት ጉጅለ 7 ምስ ፕረዚደንት ኢራን ክራኸቡ ቅሩብ ምካኖም እንትገልፁ ፕረዚደንት ሩሃኒ ብወገኖም ብዘይ እዚ መፍትሕ’ዚ እቲ ማዕፆ ክፍታሕ ኣይክልን ኢሎም።
ፕረዚደንት ትራምፕ ካብቲ ምስ ኢራን ዝተበፅሐ ውዕል ኑክሌር ድሕሪ ምስሓባ ማዕቐብ ድሕሪ ምንባራ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ወጥሪ ሰፊኑ ይርከብ ይብል ፀብፃብ ቢ ቢ ሲ።
0