ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝዘርገሖ ሓድሽ ዋጋ ዕዳጋ ስሚንቶ!

እቲ ትካል ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ከምዘመላኸቶ ብመሰረት ሐዱሽ መስርሕ መሸጣ ሲሚንቶ ተመን ዋጋ ችርቻሮ PPC ሲሚንቶ ዕላዊ ገይሩ’ሎ።

ብመሰረት እቲ ሐዱሽ መስርሕ መሸጣ ሲሚንቶ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሲሚንቶ ክዕድጉ ፣ ክከፋፍሉን ክችርችሩን ፍቓድ ዝተውሃቦምን ውዕሊ ዝኣሰሩን ኣካላት ፤ብችርቻሮ ዝሸጡሉ ተመን ዋጋ በዚ መምርሒ’ዚ ኽቕየዱ ኣፍሊጡ’ሎ ።

እዚ ተመን ዋጋ ናይ PPC ሲሚንቶ ጥራሕ ኮይኑ ናይ ትራንስፖርት ፣ መኽዝንን ምምሕዳራዊ ወፃኢታቶም ኣብ ግምት ብምእታው ዝወፀ ሓድሽ ናይ ችርቻሮ ዋጋ ሙኻኑ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓቢሩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *