ፅንብል ሓድሽ ዓመት 2024 ኣብ ዝተፈላለየ ኵርናዓት ዓለም ናብ ሎሚ ኣብ ዘውገሐ ለይቲ ክብ ብዝበለ ስነስርዓት ቶኽሳ ርችት ተቐቢለንኦ’ለዋ።

ህዝቢ ዓለም ነታ ዓመት ምሉእ ዘሳለየቶ 2023 ምስ ብዙሕ ሕማቕን ፅቡቕን ክስተታታ ኣፋንዩ ሓድሽ ዓመት 2024 ኣሃዱ ኢሉ ተቐቢልዋ’ሎ። ነዛ 365 መዓልታት ኣብ ቅድሚኣ ገይራ ኣሃዱ ኢላ ፈሊማ ዘላ ዓመተ 2024 ህዝቢ ዓለም ምስ ብዙሕ ተስፋታቱን ትፅቢታቱን ሓንጐፋይ ኢሉ ተቐቢልዋ ኣሎ።

መነባብረኦም ኣብ ደገ ዝገበሩ ንማሕበረሰብ ዓለም ዘስደመሙ ንዓንኬል ሓድነቶም ኣስጢሞም ብገንዘቦምን ጉልበቶምን ዝተዃሽሑን ይኳሽሑ ንዘለው ሓርበኛታትን ተጋሩ ድያስፖራ ትግራይን ትግራዋይነትን እንኳዕ ንሓድሽ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣውሮፖ ኣብፀሐኩም ንብል።

104.4 ሬድዮ FM መቐለ !

# ስእሊ – ካብ ቢቢሲ ዝተወስደ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *