ፅባሕ ዕለት 2 መጋቢት መበል 135 ዓመት ዕለተ መስዋእቲ ሃፀይ ዮሃንስ ራብዓይ ምኽንያት ብምግባር መድረኽ ዝኽሪ ከምዝካየድ ተሓቢሩ።

መበል 135 ዓመት መድረኽ ዕለተ ዝኽሪ መስዋእቲ ሃፀይ ዮውሃንስ 4ይ ማሕበር ደረስቲ ትግራይ ከምዘሰናደኦ እቲ ማሕበር ኣፍሊጡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *