ፃዊዒት ወፍሪ ዓፂድ ካብ ምምሕዳር ከተማ መቐለ

(104 4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ) እዋኑ ዘይሓለወ ዝናብ ኣብ ልዕሊ ዝራእቲ ዘብፅሖ ሓደጋ ኣብ ግምት ብምእታው መላእ ሕብረተሰብ እጃሙ ከውፊ ኣድላይይ ኮይኑ ስለዝተረከብ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ምስ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ብምትሕብባር ኣብ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ትግራይ ዝርከባ ወረዳታትን ጣብያታትን ንስድራ ስዉኣት:ስድራ ተጋደልቲን ዝተፀገማ ደቂ ኣንስትዮን ዓቐመ ደካማታትን ንምድጋፍ ዓሊሙ ወፍሪ ዓፂድ ንምስላጥ ኩሉ ነባራይ ከተማ መቐለን ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት መንግስትን ዝሳተፍሉ ወፍረ ዓፂድ ስለዝካየድ ዕለት 15 ጥቅምቲ 2016 ዓ .ም ልክዕ ሰዓት 12; 00 ወጋሕታ ኣብ ኣፍ ደገ ኣግኣዚ ህንፃ ክትርከቡ ብምምሕዳር ከተማ መቐለ ፃዊዒት ቀሪቡ ኣሎ።

104. 4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *