ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ፕርምዬር ሊግ ኢትዮጵያ ብዘይ ተመልከቲ ኽጅመር’ዩ፡፡ fm-mekelle October 7, 2020 ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ፕርምዬር ሊግ ኢትዮጵያ ደቂ ተባዕትዮ 3 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም. ከምዝጅመር ተሓቢሩ፡፡ፕርምዬር ሊግ ኢትዮጵያ ደቂ ተባዕትዮ 3 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም. ዝጅመር ፀወታ ፕርምዬር ሊግ ኢትዮጵያ ብዘይ ተመልከቲ ኣብ ዕፅዉ ስታድዮማት ክካየድ ተወሲኑ ከመዘሎን እዚ ድማ ሚኒስትሪ ጥዕና ብዝሃቦ ኣግባብ ጥንቃቐ ንምትግባር ተባሂሉ ከምዝኾነ ኢትዮ ኤፍ ኤም ሐዚ ፀብፂቡ፡፡ Post Views: 803 0