ጥንታውን ታሪኻውን ሆቴል ኣብርሃ ካስትል መቐለ ደረጅኡ ብዝሓለወ መልክዕ ብዓል 5 ኮኾብ ሆቴል ንምግባር ስራሕቲ ህንፀቱ ክጅመር’ዩ።

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ጥንታዊ ሆቴል ኣብርሃ ካስትል ዘለዎ ታሪኻዊ ቕርሲ ብዝሓለወ መልክዑ ናብ ደረጅኡ ዝሓለወ ዓለምለኸ በዓል ሓሙሽተ ኾኾብ ሆቴል ንምዕባይ ዓሊሙ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

እቲ ዝስራሕ ዓለምለኸ በዓል ሓሙሽተ ኾኾብ ሆቴል ባህልን ቕርስን ትግራይ ዘንፀባርቕ ከምዝኸውን ተፈሊጡ’ሎ ክብል ድወት ፀብፂቡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *