ጠንቂ ምቁራፅ ሓይሊ መብራህቲ ትግራይ ኣብ መኾኒ ብዘጋጠመ ምቁራፅ መስመር ምዃኑ ቤት ፅሕፈት ሓይሊ መብራህቲ ትግራይ ኣፍሊጡ

22 ነሓሰ 2015 ዓ.ም

ግልጋሎት ሓይሊ መብራህቲ ካብ ትማሊ 21 ነሓሰ 2015ዓ/ም ሰዓት 4 ናይ ምሸት ጀሚሩ ኣብ መላእ ትግራይ ከምዝጠፍአን ንዚ ናብ ሱሩዕ ኣገልግሎት ንምምላስ ክኢላታት ከምዝተዋፈሩን ኣፍቲ ቤት ፅሕፈት ንዳይሬክተር ኦፕረሽን ትራንስሚሽን ሳብስትሽን ኣይተ ሮቤል ገ/እግዚኣብሄር ብምጥቃስ ድወት ፀብፂቡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *