ጠቅላላ ሰራሕተኛታት ትካላት ትእምት ናይ ሓደ ወርሒ ደምወዞም ንዳግመ ሕውየት ትግራይ ንምልጋስ ብመሰረት ዝኣተዉዎ ቃል ልዕሊ 32 ሚልዮን ብር ለጊሶም።

ማእኸል ኢንቨስትመንትን ምግባረ ሰናይን ትእምት ብዝገበርዎ ምርድዳእ ጠቅላላ ሰራሕተኛታት ትካላት ትእምት ንዳግመ ሕዉየት ትግራይ ዝዉዕል ነፍስወከፍ ናይ ሓደ ወርሒ መሃያ ከወፊ ብዝኣተዎ ቃል መሰረት ብድምሩ ልዕሊ 32 ሚልዮን ቅርሺ ናብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣታዊ ከም ዝተገበረ ትእሞት ኣፍሊጣ።

ዝርዝር መጠን ወፈያ ሰራሕተኛታት በብትካሉ

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ:————10,112,178.00

መጓዓዝያ ትራንስ ኢትዮጵያ:—-7,081,980.85

ሱር ኮንስትራክሽን ———–9,326,779.84

መድሓኒት ኣዲስ-ዓዲግራት —2,145,445.93

መስፍን ኢ/ኢንጅነሪንግ:——-2,000,000.00

ችፕዉድ ማይጨው:————1,806,135.17

ስራሕቲ ንግዲ ጉና:————-1,097,337.81

ስራሕቲ ቴክ/ማይ ብሩህ ተስፋ:-637,754.35

ቤ/ፅ ማእኸል ትእምት:———–627,487.82

ደጀና ኬሚካል ኢንዳስትሪ:——-527,554.81

ሜጋ ሕትመት:———————-304,546.42

ተከዘ ICT:————————–150,415.50

ምግባረ ሰናይ ትእምት:———–139,865.50

ብጠቕላላ ልዕሊ 32 ሚልዮን ብር ተዋፂኡ ንግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ከም ዝተውሃበ ትእምት ኣፍሊጡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *