ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተዳኺሙ ዘሎ ማሕበረ ቁጠባዊ ትግራይ ንምንቕቓሕ ዝዓለመ ምስ መድረግቲ ኣካላት መድረኽ ዘተ ይሳለጥ’ሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸቡ ምክትል ፕረዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌተናል ጀነራል ፃድቃን ከምዝገለፅዎ ብሰንኪ ጀኖሳይዳዊ ኩናት ተዳኺሙ ዝነበረ ማሕበረ ቁጠባዊ ትግራይ ንምንቅቓሕን ካብ መድረግቲ ኣካላት ዝለዓሉ ሓሳባት ወሳኒ እዩ ። ንዘለዉ ፀገማት መፍትሒ ንምቅማጥ ድማ ክስራሕ’ዩ ኢሎም።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ መንቀሊ ዕንወት ማሕበረ ቁጠባ ትግራይን መፍትሕታቱን ዝብል መፅናዕታዊ ፅሑፍ ቀሪቡ ይዝተየሉ’ሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *