ጋንታ Real madrid ተፃዋቲ ንምፍራም ኣብ ምንቅስቓስ ከምዘላ ተገሊፁ፡፡ fm-mekelle October 21, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 10/02/2012)ኣብዚ ዓመት ድኹም ምንቅስቓስ ተሳልጥ ዘላ ጋንታ real madrid ንእንግሊዛዊ ወዲ 19 ዓመት ተፃዋታይ ጋንታ borussia Dortmund jadon sanchoን ንኖርወያዊ ወዲ 19 ዓመት ተፃዋታይ ጋንታ Red bull Salzburg erling braut haaland ንምፍራም ኣብ ምንቅስቓስ ከምዘላ ተሓቢሩ፡፡ Post Views: 185 0