ጋንታ ደደቢት ተፃወቲ ምስንባት ቀፂላትሉ ኣላ ፡፡ fm-mekelle June 20, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 12/10/2011) ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ን6 ተፃወቲ ዘሰናበተት ጋንታ ደደቢት ሐዚ ድማ ንጋናዊ ሓላዊ ልዳት ረሺድ ማታውኪል ኣሰናቢታቶ ኣላ ፡፡ ረሺድ ማታውኪል ኣብ ናይ ትግራይ ዋንጫ ኮኮብ ሓላዊ ልዳት ተባሂሉ ምምራፁ ዝፍለጥ ኮይኑ ኣብዚ ዓመት ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ብዘርአዮ ድኩም ብቅዓት ግና ካብታጋንታ ክሰናበት ክኢሉ እዩ፡፡ Post Views: 167 0