ጋንታ ብሽክሌታ ትራንስ ድሕሪ 4 ዓመታት ንፈለማ እዋን ካብ ክልላ ወፃእ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ሎሚ ኣብ ዘሰላሰለቶ ግጥም ቅድድም ተዓዊታ።

ፌደረሽን ብሽክሌታ ድሬዳዋ ምስ ‘ ሃሪፍ የስፓርት ኣገልግሎት’ ብሓባር ብምዃን ኣብ ዘዳለውዎ ግጥም ቅድድም ብሽክሌታ ጋንታ ትራንስ ንዝቐረበላ ዕድመ ስዒቡ ተሳቲፋ ካብ ቀዳማይ ክሳብ 4ይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዋቲት ድማ ኮይና ኣላ ።

ኣፍቲ ሎሚ 17 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም. ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ኣብ ዝተሰላሰለ ቅድድም ብሽክሌታ:-

1ይ.ተኽለ ፀጋይ

2ይ.ፍስሃ ገብሪሃንስ

3ይ.ኣማኒኤል ሃለሚካኤል

4ይ.ተመስገን እንተሃቡ ደረጃታት ብምሓዝ ኩሎም ካብ ጋንታ ትራንስ ተዓዊቶም ክብል ጋንታ ብሽክሌታ ትራንስ ኣፍሊጡ።

See insights and ads

Boost post

All reactions:

9797

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *