ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓትን ዝተተክኡ ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴን ላዕለዎት ኣመራርሓ ሓይልታት ፀጥታ ትግራይን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ዘድሃበ’ዩ ዘተ ዘካይድ ዘሎ።
እቲ መድረኽ ሎሚ 02 ሕዳር 2016 ዓ.ም. ከምዝጀመረን ፤ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንህሉው ኩነታት ትግራይ ብዕምቆት ድሕሪ ምግምጋም ቀፀልቲ ኣንፈታት ከነፅር ትፅቢት ይግበር ከም ፀብ ፃብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ትግራይ።
#ጋዜጠኛ ሓለፎም ንርአ።